ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉዕዞ ባቡር ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉዕዞ ባቡር ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ትካል በይነ መንግስታትልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ን ኤምባሲ ኢትዮጵያን ኣብ ዘሰናድኡዎ ጉዕዞ 100 ዝኾኑ ልኡኻት ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ክጓዓዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተዓጊተ ብምባል ንፍቕረኛኣ 500 ሺሕ ብር ዝሓተተት ውልቀ ሰብ ኣብ መንበሪ ገዝኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ – ፖሊስ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተይተዓገተት ተዓጊተ ብምባል ንፍቕረኛኣ 500 ሺሕ ብር ዝሓተተት ውልቀ ሰብ ኣብ መንበሪ ገዝኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እታ ተጠርጣሪት ውልቀ ሰብ ናይ ምትላል ገበን ዝፈፀመት÷ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚኩራ ወረዳ 9…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ትገብሮ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከምተጠናኽር ኣምባሳደር ዣኦ ዢዩአን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ እናገበሮ ዝርከብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ኣረጋጊፆም። መንግስቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ እናገበሮ ብዛዕባ ዝርከብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ እና ጀርመንን ስምምዕነትሓገዝ 1 ነጥቢ 25 ቢሊየን ብር ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እና ጀርመንን ስምምዕነትሓገዝ 1 ነጥቢ 25 ቢሊየን ብር ተፈራሪመን። እቲ ሓገዝ ኢትዮጵያ ንኤጀንሲ ኢንሹራንስ ንግዲ ኣፍሪካ (ኤ ቲ ኣይ) ትገብሮ ኣስተዋፅኦ ንምድንፋዕ ከምዘኽእል ተገሊፁ፡፡ ዝተገበረ ሓገዝ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ፌዴሬሽናት ስፖርት ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ከተማ መቐለ ኣትዩ። ካብ ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ፣ ካብ ፌደሬሽን ሓመሳ ኢትዮጵያን ካብ ፌዴሬሽን ዳርት ኢትዮጵያን ዝተውፃእፅ ፈፀምቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንእሰይ ትግራይ እቲ ዝተጀመረ ሰላም ክፀንዕ ኣብ ምግባር ዘይትካእ ግደ ኣለዎ – ኣይ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንእሰይ ትግራይ እቲ ዝተጀመረ ሰላም ናብ ኩሉ ክባፃሕን ክዓሙቕን ኣብ ምግባር ዘይትካእ ግደ ኣለዎ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ግደ መንእሰይ ትግራይ ኣብ ዙርያ መለሽ ህንፀትን ምውሓስ ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ሃይማኖትን ኣካላት ፀጥታን ክልል ትግራይ ኣብ ወድዓዊ ኩነታት ኣድሂቦም ዘተ ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ ኣብ ወድዓዊ ኩነታት ህዝቢ ብፍላይ ድማ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ዝርከቡ ወገናት ናብ መረበቶም ዝምለሱሉ ኩነታት ብምድሃብ ምስ ትካላት ሃይማኖትን ኣካላት ፀጥታን ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብቲ ክልል ከም …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብዙሓት ፈተናታት የጋጥሙዋ እምበር ዓወታት ኣመዝጊባ ኢያ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2015 ዓ.ም ካብ ውሽጢን ደገን ብዙሓት ፈተናታት የጋጥሙዋ እምበር ኣብ ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ዓውዲ ብዙሓት ዓወታት ኣመዝጊባ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ዓመታዊ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ መናእሰይ ፅባሕ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክረምታዊ ምንቅስቓስ ኣገልግሎት ወለንታ መናእሰይ እዚ ዓመት ፅባሕ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ሃዋሳ ከምዝጅመር ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣፍሊጡ። ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ሓላፊት ቤት ፅሕፈትን ኦባንግ ኩመዳን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀረብን ዝርገሐን ዘበናዊ ዱኽኢ (መዳበሪያ) ዝጠመተ ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዘሎ ቀረብን ዝርገሐን ዘበናዊ ዱኽኢ (መዳበሪያ) ዝጠመተ ምስ ናይ ክልል መዳርግቲ ኣካላት ልዝብ ይዝቲ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሓለፍቲ ቢሮታት ክልላት ኦሮሚያ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ…