Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 84 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን መፍረያይነት ስርናይ ንምምሕያሽ ዝውዕል ስምምዕነት ልምዓት ሓገዝ 84 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት÷ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ሚነስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ፤ ንፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን…

ኣብ ቤጂንግ ኣብ 140 ዓመታት ታሪኽ ኣጋጢሙ ዘይፈልጥ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ወቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ቤጂንግ ካብ 29 ሓለ ክሳብ 2 ነሓሰ 2023 ዝወቕዐ ዝናብ ኣብ 140 ዓመታት ታሪኽ እታ ሃገር ኣጋጢሙ ዘይፈልጥ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እታ ከተማ ኣብ ሞንጎ ቀዳምን ረቡዕን 744 ነጥቢ 8 ሚሊ ሜትር መጠን ዘለዎ…

ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትእስሳር ተረባሕነት ኢኮኖሚአን ከረጋግፃ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ዓውዲታት ንግዲ፣ ጥዕና፣ ኢንቨስትመንት፣ ባህሊን ስግግር ቴክኖሎጂን ብምትእስሳር ተረባሕነት ኢኮኖሚአን ከረጋግፃ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያ ርክባት ወፃኢ ዲማ ነገዎ (ዶ/ር) ምስ…

መሸጢ ዋጋ ፍርያታት ነዳዲ ክሳብ ነሓሰ 30 ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ኩሎም ፍርያታት ነዳዲ ክሳብ 30 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ወርሒ ሓምለ እናተሸጦ ብዝነበን ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ምንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣብ ዝቕፅሉ እዋናት ዕዳጋ ነዳዲ ዓለም መበገሲ ብምግባር ኣድላዪ ምምሕያሽ…

ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪ ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ኣፍረይቲ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጀይ ባንጋ ኣብ ካልኣይ ኣብ ኢትዮጵያ መዓልቲ ፃንሒቶም ኣብ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪ ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ኣፍረይቲ ዑደት ገይሮም። ብሓገዝ መንግስቲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ብዝንቀሳቐስ ፕሮግራም ልምዓት…

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ሓጋዚ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ  ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ሓጋዚ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘድሀበ ከምዝኾነ እቲ ባንኪ ኣብ ትዊተር ገፁ ኣብ ዘመሓለለፎ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።…

ባህላዊ መልክዓ ምድሪ ጌዴኦ ኣብ ዩኔስኮ ንኽምዝገብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጌዴኦ ዝርከብ ባህላዊ መልክዓ ምድሪ ጌዴኦ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ንኽምዝገብ እናተሰርሐ ምዃኑ መምርሒ ባህሊን ቱሪዝምን እቲ ዞባ ገሊፁ። የዞኑ ባህል እና ቱሪዝም መምሪያ…

ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሎሚ ዕለት ተምሃሮ ምቕባል ምጅማሩ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ዋና ፈፃሚ ምምሕዳርን መሰረተ ልምዓትን ሰሎን ኣብርሃ (ዶ/ር)÷ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሎሚ ዕለት ተምሃሮ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣረጋጊፆም፡፡ ሎሚ ናብቲ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ዝተሃነፁ 158 ሼዳት ተመሪቖም ንስራሕ ድሉዋት ኮይኖም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ኣብ 100 ሺሕ 414 ካሬ ሜትሮ መሬት ዝተሃነፁ 158 መስርሒ ሼዳት ተመሪቖም ብትግሃት ንዝስርሑ ሰባት ድሉዋት ከምዝኾኑ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ኣብ ወርሒ ሰነ…

ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ምስ ዝርከቡ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን እቲ ትካልን ኣብ ዘለዉ ሓበራዊ ጉዳያትን ሰናይ ርክቦም ብዝበለፀ ምጥንኻር…