Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውፅኢታት ምርምርን ፈጠራ ቴክኖሎጂን ትኹረት ብምግባር ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውፅኢታት ምርምርን ፈጠራ ቴክኖሎጂን ትኹረት ብምግባር እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ፡፡ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 15 ግንቦት 2017 ዓ.ም ዝፀንሕ ቅነ ኤክስፖ ምርምርን ቴክኖሎጂን ስነስርዓት መኽፈቲ ኣብ ቢሾፍቱ ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ኮንስትራክሽን ውፅኢታዊ ስራሕ እናወገነት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ኮንስትራክሽን ዕድል ስራሕ ካብ ምፍጣር ሓሊፉ ብርኪ ናብራ ዜጋታት ብዘላቕነት ዘመሓይሽ ውፅኢት እናመዝገበት ምዃና ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፀን፡፡ መበል 20 ትካል ስራሕ ዓለም ኣብ ስራሕ ዝተመርኮዘ…

ሲዳማ ቡና ንወላይታ ድቻ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንወላይታ ድቻ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ሲዳማ ቡናን ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ማይክል ኪፕሩቪል ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ሲዳማ ቡና ተኸታታሊ ካልኣይ ዓወታ…

ክሪስቲያኖ ሮናልዶ ን3ይ ግዘ ናይ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኻፋሊ ስፖርተኛ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ 40 ዓመት ፖርቹጋላዊ ኢንተርናሽናል ንተኸታታሊ ሰለስተ ዓመት ናይ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኻፋሊ ስፖርተኛ ኮይኑ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ስዑድ ዓረብ ንጋንታ ኣልናስር እናተፃተ ዝርከብ ክሪስቲያኖ ሮናልዶ፤ ብዓመት 275 ሚሊየን ዶላር ዝኽፈሎ…

ቴክኖሎጂ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ‘ኢቴኤክስ 2025’ ካብ ሎሚ መዓልቲ 8 ግንቦት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ብሓባር…

ቼልሲ ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣስቶንቪላ ምስ ቶትንሃም ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 37 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣ ስታምፎርድ ብሪጅ ምሸት ሰዓት 4፡15 ንማንቼስተር ዩናይትድ ክተተኣናግድ ኢያ። ብ63 ነጥቢ ኣብ 5ይ ደረጃ ትርከብ ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቼልሲ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ሻምፒየንስ…

ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣገልግሎት ጥዕና ጠሚቱ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ንማኽበረሰብና ጥሬቱ ዝሓለወን ፍትሓዊን ኣገልግሎት ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ፖሊሲ ጥዕናን ስትራቴጂን ብምሕንፃፅ በዓል ዋናነት ሕብረተሰብ ብዘረጋገፀ መልክዑ ስራሐቲ ብትኹረት እናወገነ ከምዝኾነ ናይ ኣደባባይ ሓቂ ኢዩ። ምኸንያቱ ድማ…

ኣብቲ ዞባ ዘሎ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ተግባራዊ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ስምዕነት ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብቲ ዞባ ዘሎ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ተግባራዊ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ስምዕነት ከምዝተበፅሐ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ፡፡ ምክትል ዳይሬክተር ጄነራል እቲ ኣገልግሎት ታዜር ገ/እግዚአብሄር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ "ብምትሕብባር…

ኢትዮጵያ ሰላም ናይ ምኽባር ግደኣ ኣዘሚና ከምትቕፅል ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንምኽባር ዓለም ለኸ ሰላምን ድሕንነትን ዘለዋ ዘበናት ዝተሳገረ ግደ ብዝበለፀ ብምዝማን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣረጋጊፀን፡፡ ብሚኒስትር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ በርሊን እናተኻየደ…

ሃገር ናተይ ዝብሎ መውፅኢን መእተዊን እንድሕር ዘይሃሊዩዋ ንዝመፅእ መጥቃዕቲ ዝተቓለዐት ትኸውን – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ናተይ ዝብሎ መውፅኢን መእተዊን እንድሕር ዘይሃሊዩዎ ንዝመፅእ መጥቃዕቲ ዝተቓለዐ ከምዝኸውን ምሁራን ገሊፆም። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ተማራማሪ ፖለቲካ ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ብሩክ ሃይሉ (ፕ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ሕቶ በሪ…