ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዶናልድ ትራምፕ ተወሳኺ ክሲ ገበን ቀሪቦምዎም Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ተወሳኺ ክሲ ገበን ቀሪቦምዎም። ትራምፕ ኣብ ፍሎሪዳ መንበሪ ገዝኦም ኣብ ዝርከብ ናይ ድሕንነት ካሜራ ዝተቐረፀ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ኣብቲ ገዛ ዝርከብ በዓል ሞያ ፅገና ንኸጥፈኦ ኣገዲዶም ብዝብል ተወሳኺ ክሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከይዲ ምትእኽኻብ ዛዕባታት ተሳተፍቲ ዝኾኑ መዳርግቲ ኣካላት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽና ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ኣብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ንዘካይዶ ዛዕባታት ናይ ምትእኽኻብ ስራሕቲ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ፈልዩ። እቶም መዳርግቲ ኣካላት በቲ ኮሚሽን ብመሰረት ዝቐርበሎም ፃውዒት ዛዕባ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕ ንቑሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ 102 መጥባሕቲ ብሌን ዓይኒ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ወርሒ ጥሪ 2023 ጀሚሩ 102 መጥባሕቲ ብሌን ዓይኒ ከምዝተኻየደ ባንኪ ዓይኒ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ሜዲካል ዳይሬክተር እቲ ባንኪን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ክፍሊ ትምህርቲ ዓይኒ መምህርን ዶ/ር መነን ኣያሌው÷ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ዘላቕነት ስነ-ምህዳር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቋረፆም ፕሮጀክታት ዳግም ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዘላቕነት ስነ-ምህዳር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ኣቋፁዎም ዝነበሩ ፕሮጀክታት ዳግም ስራሕ ንኽጅምሩ ኣብ ስምምዕነት በፂሑ። ኣብ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ዓለም እናተሳተፉ ዝርከቡ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ዓፋር ልዕሊ 11 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ዓፋር 11 ቢሊየን 993 ሚሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ። ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ኣብ ስሩዕ ጉባኤኡ በጀት 2016 ዓ.ም እቲ ክልል መርሚሩ ኣፅዲቑ። ፀገም ሕፅረት በጀት ኣብ ምፍታሕ ዓቕሚ እቶት ምድንፋዕን ኣድላዪ ዘይኮኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። ኣፈፃፅማ 2015 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ምን እቲ ኮርፖሬሽን ተገምጊሙ፡፡ ኣብቲ በጀት ዓመት÷ ኣብ ምሕደራ ኣባይቲ፣ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ክሪስ ኒኮል ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት በቲ ትካል ዝተሰርሑ ተግባራትን ኣብ ቀፃሊ…
Uncategorized ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበሩ ልዕሊ 55 ሺሕ ዕጡቓት ናብ ስድረኦም ተፋንዮም Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበሩ ልዕሊ 55 ሺሕ ዕጡቓት ኣባላት ናብ ስድረኦም ምፍናው ከምዝተገበረሎም ተገሊፁ። ምክትል ፕሬዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይን ሓላፊ ካብኔ ሴክሪታሪያት ሰላምን ፀጥታን እቲ ክልል ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ዝሃቡዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ናብ ዘላቒ ልምዓት መእተዊ መገዲ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ናብ ዘላቒ ልምዓት መእተዊ መገዲ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኣብ ታንዛኒያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጄኔቫ ዑደት ስራሕ እናገበረ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ስዊዘርላንድ ፃንሒቶም÷ ጄኔባ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ንግዲ ዓለም ተዓዚቦም፡፡ እቲ መርሃ…