ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ተበኣኢሱ ቀፂሉ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ግዘ ህድእ ካሊእ ግዘ እናተጋደደ ዝፀንሐ ጎንፂ ተዋጋእቲ ሓይሊታት ሱዳን ሎሚ እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ካርቱም ተጋዲዱ ቀፂሉ ኣሎ፡፡ ጎንፂ ተዋጋእቲ ሓይሊታት ብቀንዱ ኣብ ምብራቕ ካርቱም፣ ካብ ሰሜናዊ ባሕሪን ምዕራባዊ ኣንፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣባባ ገዛ ክራይ ዝተወሰኸሎም ነበርቲ ስምዕታ ዘቕርቡሉ ኣሰራርሓ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣባባ ገዛ ክራይ ዝተወሰኸሎም ነበርቲ እታ ከተማ ስምዕታ ዘቕርቡሉ ኣሰራርሓ ዕላዊ ተገይሩ። ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣባባ 30 ለካቲት 2015 ዓ.ም ብመሰረት ዘመሓላለፎ ዝኾነ ይኹን መካረዪ ክሳብ ዝተወሰነ ግዘ ክራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚቴ መተግበሪ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ፌዴራል ብዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ ዝተወደበ ብሄራዊ ኮሚቴ መተግበሪ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ፡፡ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ናይ ኣቑሑትን ኣገልግሎትን ‘ንግድ ኦፈር’ ኣብ ቀረባ እዋን ንማክሮ ኮሚቴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ንመናእሰይ ትኹረት ምሃብ ይግባእ – ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ሃገርና ንምርግጋፅ ንመናእሰይ ትኹረት ምሃብ ይግባእ ክብላ ሚኒኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ገሊፀን። መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ መናእሰይን ሓምለዋይ ኣሰርን 2015 ዓ.ም “ወለንታዊነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሌማዊ ለውጢን ሓምለዋይ ኣሰርን ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢን ብሓምለዋይ ኣሰር ምምካት” ብዝል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክሌማዊ ለውጢን ሓምለዋይ ኣሰርን ዘድሃበ ፓነል ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ÷ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያን ኢኒስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍሪካ ንሩሲያን ዩክሬንን ዘቕረበቶ ትልሚ ሰላም ከምትድግፎ ቻይና ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ንሩሲያን ዩክሬንን ንምሽምጋል ትገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ቻይና ኣፍሊጣ። ኣቐባሊት ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ማኦ ኒንግ÷ መራሕቲ ኣፍሪካ ልኡኽቶ ሰላም ተሓንጊጦም ንሩሲያን ዩክሬንን ንምስምጋል እናገበሩዎ ንዝርከቡ ፃዕሪ ኣመስጊነን፡፡…
ስፓርት መበል 39 ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ዝቕፅል ሰንበት ክካየድ እዩ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ዝቕፅል ሰንበት 18 ሰነ 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። መበገሲኢን መዛዘሚኡን ኣብ ሰሚት ዝገብር እቲ ውድድር ማራቶን÷ ካብ 12 ክለባት፣ 2 ክልላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዙር ከተማ ሓቆፍ ሰሙን ባህሊ ንባብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዙር ከተማ ሓቆፍ ሰሙን ባህሊ ንባብ "ንባብ ንዘላቒ ልምዓት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ ኣብ ፓርክ ወዳጅነት ኢትዮ-ኩባ ተጀሚሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት መጀመሪ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ወርቅነሽ ብሩ፣ ሓላፊት ቢሮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩክሬን ናብ ክሬሚያ ኣብ ዝወስድ ድልድል መጥቃዕቲ ምፍፃማ ሩሲያ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ናብ ክሬሚያ ኣብ ዝወስድ ድልድል መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ሩሲያ ገሊፃ። “መእተዊ ክሬሚያ” ተባሂሉ ዝፍለጥ እቲ ድልድል ንክሬሚያ ምስ ሩሲያን ደቡባዊ ግዝኣት ኬርሰንን ዘራኽብ እንትኸውን÷ ኣብቲ ድልድል ብምኽንያት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ናብ ሓምለዋይ ልምዓት ስግግር ንምግባር ዘድሊ ሓገዝ ገንዘብ ንምርካብ ጥንኩር ሜላ ምፍጣር ከምዝግባእ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ "ማሕለኻታት መበል 21 ክፍለ ዘመን ንምፍታሕ ሞዴል በዓል ብዙሕ ወገን ባንኪታት ምምሕያሽ" ብዝብል ርእሲ ኣብ…