Fana: At a Speed of Life!

እዚ ሰሜን ምዕራብ ለውጢ ዝወለዶ የማናይ ኢድ ሰራዊት ምክልኻል ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ሰሜን ምዕራብ ኣብ ውሽጢ ኣፀጋሚ ፖለቲካዊ ኩነታት ለውጢ ዝወለዶ የማናይ ኢድ ሰራዊት ምክልኻል ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። መዛዘሚ ዘተ ዓመታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕ እቲ እዚ ተኻይዱ።…

ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ምሃብ ተጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ተፈተንቲ ማሕበራዊ ሳይንስ ተምሃሮ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ፈተነኦም እናወሰዱ ከምዝርከቡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሃገር ለኸ ፈተና ማሕበረዊ…

ንምብራቕ ኣፍሪካ ግልጋሎት ብመሃብ ሸርፊ ወፃኢ ዘምፅእ ትካላዊ ዓቕሚ ይፍጠር ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምዕሩይነትን ምዘናን ኢትዮጵያ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ግልጋሎት ብመሃብ ሸርፊ ወፃኢ ከምፅእ ዝኽእል ትካላዊ ዓቕሚ እናተፈጠረ ምዃኑ ገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬት ሰርቪስ እቲ ትካል ጋሻው ተስፋዬ፥ ንፍርያትን ግልጋሎትን ላቦራቶሪ…

ኣብ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ባህር ዳር ከተማ መጋጥምታ ፈሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ባህር ዳር ከተማ መጋጥምታ ፈሊጣ። እታ ጋንታ ኣብ ቀዳማይ መፃረዪ ፀወታ ኮንፌዴሬሽን ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ኣዛም ክትራኸብ ኢያ። እዚ ፀወታ እንተስዒራ÷ ኣብ ካልኣይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ድማ…

27 ዝተሰረቑ ካሜራታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለየ መጠንን ምልክት ስርሒትን ዘለዎም 27 ዝተሰረቑ ካሜራታት ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ካሜራታት ትማሊ 17 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 8 ፍሉይ ሽሙ ማዕኸል ዕዳጋ ይርጋ ሃይሌ እናዳ ፅገና…

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ቅድመ ምድላው ፈተና 12 ክፍሊ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ብምርካብ ቅድመ ምድላው መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ምን ኩነታት ኣቀባብላ ተምሃሮን ተዓዚቦም። እቶም ሚኒስትር÷ ምስ ኣመራርሓታት ብሄራዊ ክልል ሶማሌ ብምዃን ኢዮም ቅድመ ምድላው…

ትምህርቲ ስቴም ኣብ ኣፍሪካ ንምብርትታዕ ሓዱሽ ቤት ትምህርቲ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትምህርቲ ስቴም ኣብ ኣፍሪካ ንምብርትታዕ ዘኽእል ሓዱሽ ቤት ትምህርቲ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ቦይንግን ቲንክ ያንግን ብምትሕብባር ኣብ ኣፍሪካ ሰገናት መናእሰይ ብሳይንስ፣ ቴክኖሎጂ፣ ምህንድስናን ሂሳብ (ስቴም)ን ላዕለዋይ…

ፓኪስታን ኣብ ዘፈር ንግዲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ክልተኣዊ ርክብ ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓኪስታን ኣብ ዘፈር ንግዲን ቁጣባዊ ሃፍቲን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ክልተኣዊ ርክብ ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ገሊፃ። ፕሬዚዳንት ፓኪስታን ዶ/ር ኣሪፍ ኣልቪ÷ ኣምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ብምዃን ንዝተሸሙ ሚኣን ኣቲፍ ሻሪፍ ኣብቲ ጉዳይ ኣበርቲዖም…

ኣብዚ በጀት ዓመት ካብ መጥቃዕቲ ሳይበር 23 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኻእለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2017 መጥቃዕቲ ሳይበር ብምክልኻል 23 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኻእለ ምሕደራ ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ምሕደራ ሰለሞን ሶካ÷ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም መግለፂ…

ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ታንዛኒያ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ታንዛኒያ ዳሬ ሰላም ኣቲዩ። እቲ ሉኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ጁሊየስ ኔሬሬ እንትበፅሕ÷ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…