400 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝተረኸበ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኡ ካብ ወደብ ጅቡቲ ብምግባር መብፅሒኡ ከተማ ወረታ ንምግባር እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ 400 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ዝፀዓነት ተሳሓቢት ተሽከርካሪት ኣብቲ ዝተሓሰበ ቦታ እንተይበፅሐት ኣሽከርካሪ ምስ ውልቀ ሰባት ብምምስጣር ዘይሕጋዊ ተግባር…