ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌደራል ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት 8 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢታት ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ሸሞንተ ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቦረና፣ ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ኮንሶን ክልል ሶማሌን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ከመዝኾነ…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ንልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ – ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ንልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ምፍጣር ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር÷ ንልዕሊ 3 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ተሓሲቡ፤ ንልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብገበን ግብረ ራዕዲ ዝተጠርጠሩ ኣብ እኒ ወንደሰን ኣሰፋ (ዶ/ር) መዝገብ ተወሳኺ እዋን ምርመራ ተፈቒዱ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ብገበን ግብረ ራዕዲ ዝተጠርጠሩ ኣብ እኒ ወንደሰን ኣሰፋ (ዶ/ር) ሓዊሱ ናይ ሰለስተ ሰባት መዝገብ ተወሳኺ ምርመራ ንኽግበር 14 መዓልቲ ፈቒዱ። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ምድብ ልደታ 1ይ መጋባእያ እዋን ቆፀሮ፥ ፖሊስ ብገበን ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኤርዶሃን ንሰራሕተኛታት መንግስቲ 45 ሚኢታዊ ወሰኽ መሃያ ገይሮም Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶሃን ንሰራሕተኛታት መንግስቲ 45 ሚኢታዊ ወሰኽ መሃያ ከምዝገበሩ ኣፍሊጦም። ፕሬዚዳንት ኤርዶሃን ወሰኽ መሃያ ገይሮም ዘለዉ÷ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ግንቦት ዝካየድ ሓፈሻዊ መረፃ ስዒቡ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን ቢልዋል ቡቶ ዛዲሪ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዘተኦም÷ ኢትዮጵያ ምስ ፓኪስታን ዘለዋ ኩለመዳይ ርክብ ንምምሕያሽ ቆራፅ ከምዝኾነት ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ ሓዊሱ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዘይተኻየደለን ከባቢታ መረፃ ንምክያድ ከምዝተሓሰበ ቦርድ መረፃ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ክልል ትግራይ ሓዊሱ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዘይተኻየደለን ከባቢታ መረፃ ንምክያድ ከምዝሓሰበ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ቦርድ ፀብፃብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2015 ንቀዋሚ ኮሚቴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ አቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህጉራዊ ጉባኤ ኣቪዬሽን "ዝተዋደደ ዕዳጋ ትራንስፖርት ኣየር ኣፍሪካ ብቕልጡፍ ምትግባር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ። ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ሲቪል ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣዲፉንኬ ኣዲዬሚ÷ ኣብ ኣፍሪካ ፕሮጀክት ዝተዋደደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፅሬትን ተወዳዳራይነትን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅሬትን ተወዳዳራይነትን ፍርያታት ኢንዱስትሪ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን እንዳለው መኮንን፣ ሚኒስትር ዴኤታ ኢንዱስትር ታረቀኝ ቡሉልታ ሓዊሱ ምሁራን እቲ ዓውዲን መዳርግቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ብፀሎት ዝኸፈቱ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ÷ እቲ ጉባኤ ዓበይቲ ልኡኽቶታት እታ…
ስፓርት ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብሸቶ ሞሃመድ ናስር መሪሓ ትንበር እምበር፤ ሃብታሙ ተከስተን…