ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣረጋውያን ኣዴታትን ኣቦታትን ብምዃን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊዮን ፈልሲታት፣ ኣብዚ ዕለት ንሳልሳይ ግዘ ምስ ኣረጋውያን ኣዴታትን ኣቦታትን ብምዃን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። #ሓምለዋይኣሰር #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ተሳቲፈን Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሰራሓተኛታት ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታ ተሳቲፎም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብ መርበብ ሓሬታ ትዊተር ገፁ÷ ክሌማዊ ለውጢ ዶብ ከምዘይግድቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ክሳብ 8፡30 ሰዓት ልዕሊ 372 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ወፍሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ምትካል ካብ ወጋሕታ ክሳብ 8፡30 ሰዓት ኣብ ዘሎ እዋን 372 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ክፍሊ መከታተሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ህዝቢ ሓድነቱ ብተግባር ዘርአየሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ህዝቢ ሓድነቱ ብተግባር ዘርአየሉ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ፌዴራልን ምስ ነበርቲ ብምዃን ከም ሃገር መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ትካላት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተሳቲፎም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ከም ሃገር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተሳቲፎም። ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን፣ ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፣ ሚኒስቴር ቱሪዝም፣ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ኣብ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ኣብ ሓንቲ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ተሳቲፎም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ኣብ ሓንቲ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ተሳቲፎም። ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ÷ ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራኒዮ ወረዳ 7 ከምኡ እውን ፖሊስ ሰራዊት ኣብ ዝርከቡዎም ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርን ልምዓትን ዕዙዝ ግደ እናተፃወተ ምዃኑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሉዓላዊነት ሃገርን ድሕንነትን ካብ ምሕላው ሓሊፉ ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርም ልምዓትን ዕዙዝ ግደ እናተፃወተ ምዃኑ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ኣባላትን መኮንናትን ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሓንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ካብ ወጋሕታ ክሳብ 3 ሰዓት ልዕሊ 147 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ወፍሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ምትካል ካብ ወጋሕታ ክሳብ 3 ሰዓት ኣብ ዘሎ እዋን 147 ሚሊየን 965 ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ክፍሊ መከታተሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሎሚ ንተኽሎ ፈልሲ ናይ ፅባሕ መከላኸሊ ብኽለት ኣየር ዋልታና ኢዩ” – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)“ሎሚ ንተኽሎ ፈልሲ ናይ ፅባሕ ምግብና፣ መፅለሊናን መከላኸሊ ብኽለት ኣየርን ኢዩ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፅ ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ “ናይ ሎሚ ወጋሕታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲታት ሎሚ ወጋሕታ ኢዩ ተጀሚሩ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣሻድሊ ሓሰን÷ ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ሓምለዋይ…