ንሕና ኢትዮጵያውያን ካብ ዘለና ፀገም ክንወፅእ ንኽእል ንባብ ልክዕ ከም ሓምለዋይ ኣሰር መዓልታዊ እንትንገብር ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕና ኢትዮጵያውያን ካብ ዘለና ፀገም ክንወፅእ ንኽእል ንባብ ልክዕ ከም ሓምለዋይ ኣሰር መዓልታዊ እንትንገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
“መፃሕፍቲ ናይ ህይወት ዘበን ኣዕርኽቲ ኢዮም” ክብሉ እውን እቶም ቀዳማይ…