ኣብ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ዲጂታል ኢንተርፕራይዝ ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ዲጂታል ኢንተርፕራይዝ ዝተብሃለ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ምሃብ ከምዝጀመረ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ገሊፀን፡፡
እቲ ሚኒስቴር ካብ ሞንጎ ዝህቦም ኣገልግሎታት እቶም ክልተ ኣብ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ምሃብ…