Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ወጥሪ ቁጠባዊ ሃፍቲ እንተዘይሃዲኡ ኣፍሪካ ንጉድኣት ክትቃላዕ ኢያ – ኣይ ኤም ኤፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ቻይናን ኣሜሪካ ናብ ክልተ ቦታ ተኸፊሉ ዝተኻረረ ወጥሪ ቁጠባዊ ሃፍቲ እንተዘይሃዲኡ ኣብ ኣፍሪካ ጉድኣት ቁጠባዊ ሃፍቲ ከብፅሕ ከምትኽእል ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣጠንቂቑ። ኣይ ኤም ኤፍ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ሓበሬታ÷ “ኣብ…

ገበን ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ብምሕሳብ ቦምቢታ ሓኦም ተታሒዞም ኣብ ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ተወሳኺ ምርመራ ንኽግበር 12 መዓልቲ ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገበን ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ብምሕሳብ 10 ቦምቢታ ሓኦም ተታሒዞም ኣብ ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ተወሳኺ ምርመራ ንኽግበር ቤት ፍርዲ 12 መዓልቲ ተፈቒዱ። ሕገ መንግሕነወ ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ብሓይሊ ንምፍራስ ብዘይስሩዕ…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትሕቲ 18ን 20 ን ዓመት ሎሚ ክዛዘም እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ንዶላ እናተኻየደ ዝፀንሐ 2ይ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትሕቲ 18ን 20 ን ዓመት ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም እዩ። ኣብ መዕፀዊ እቲ ሻምፒዮና÷ ሓሙሽተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ብዝተፈላለዩ ርሕቐታት ክሳተፉ ኢዮም፡፡ ሎሚ…

ፀብፃብ ዳህሳስ መፅናዕቲ ጉዳይ ፍልሰተኛታት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካን ቀርኒ ኣፍሪካን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀብፃብ ዳህሳስ መፅናዕቲ ጉዳይ ፍልሰተኛታት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካን ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ናይሮቢ ዕላዊ ኮይኑ። ማዕቐፍ ምትሕብባር ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካን ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ምሕደራ ፍልሰተኛታት ይኹን ኣብ ካልኦት ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ጉዳያት…

ቤት ፅሕፈት “ዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 12 ዙር ንመኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 12 ዙር ንመኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኑ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ምስጋና÷ “ፃውዒት ሓገዝ መኣዲ ንወለዶ ተቐቢልኩም፣ ሓላፍነት ስለዝወሰድኩም፤ ንመፃኢ ወለዶ ትምጥን…

ሕብረት ኣውሮፓ ንዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ። እቲ ሕብረት ኣብ ዝሓለፈ እዋን 16 ሚያዝያ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ÷ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ቀስ ብቐስ ናብ ስሩዕ ብርኪ ንምብፃሕ ሓዱሽን መሰረታዊን መደምደምታታት…

ሩሲያ ልዕሊ 60 ሚኢታዊ ቀረብ ነዳዲኣ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ናብ እስያ ክተዝውር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብዚ ዓመት ናብ ወፃኢ ካብ ትልእኾ ቀረብ ነዳዲ ልዕሊ 60 ሚኢታዊ ዝኸውን ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ናብ እስያ ክተዝውር ምዃና ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣሌክሳንደር ኖቫክ ገሊፆም። ሩሲያ ኣብቲ ውሳነ ዝበፅሐት÷ ምዕራባውያን ማዕቐብ…

ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፅሓፍ ሎሚ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሰናደአን ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፃሕፍቲ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተኸፊቱ። ኣብቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሽዱሽተ መዓልቲታት ዝፀንሕ ዓውደ ምርኢት÷ ቀዋሚ…

ምንቅስቓስ ዕድጊት ቦንድ ግድብ ህዳሰ መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምንቅስቓስ ዕድጊት ቦንድ ግድብ ህዳሰ መናእሰይ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ዕድጊት ቦንድ÷ “ኣነ እውን ብፅሒት ኣለኒ" ብዝብል መሪሕ ቃል ንተኸታተልቲ ሰለስተ ሰሙናት ከምዝካየድ…

ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጉንቦት ጀሚሩ ብዘይ ዲጂታል መለለዪ መንነት ሞተር ምሽክርካር ኣይከኣልን – ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝቕፅል 1 ጉንቦት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይ ዲጂታል መለለዪ መንነት ሞተር ብሽክሌታ ምሽክርካር ከምዘይከኣል ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ወነቲን ኣሽከርከርቲን ኣብታ ከተማ ናይ ዝንቀሳቐሳ ሞተር…