Fana: At a Speed of Life!

ብበሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ወደብ ታጁራን ኢንዱስትሪያል ፓርክ ዳመርጆን ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ብበሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ስራሕ እናገበረ ይርከብ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ÷ ምስንቅስቓስ ስራሕ ወደብ ታጁራን ኢንዱስትሪያል ፓርክ ዳመርጆን ተዘዋዊሩ…

ተወዳዳሪ ስጉሚ ኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ንሃገሩ ወርቂ ኣምፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ስጉሚ ትሕቲ 20 ዓመት ኢትዮጵያ ብኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ወርቂ ረኺባ፡፡ ኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ብ10 ሺህ ሜትሮ ውድድር ስጉሚ ቀዳማይ ብምውፃእ ንሃገሩ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ፡፡ ኣብ ዛምቢያ ንዶላ÷…

ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ተግባር ምንቅስቓስ ፅንፈኛታት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ የምክን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ናይ ባዕሎም ውዳበ ፈጢሮም ብዘይሕጋዊ መገዲ መንግስቲ ንምትካእ ዝሓሰቡ ኣካላት ልኡኽቶኦም ንምፍሻል ዝጀመሮ ተግባር ኣጣናኺሩ ቀፂሉ። ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት እታ ሃገር ብሓይሊ ንምፍራስን እኩይ ድሌት ፖለቲካ…

ብበሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወደብ ዶራሌህ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ብበሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወደብ ዶራሌህ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ። እሮም ዋና ፈፃሚ ስራሕን ልኡኾምን÷ ምስ ኣቦ መንበር ናፃ ንግዲ ዞባን ዓለም ለኸ ወደባትንን…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ትውልዲ ቦተኦምዞባ  ሰሜን ሸዋ ከተማ መሃል ሜዳ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ስድራ፣ ዘመድ ኣዝማድ፣ መሳርሕቲ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ትውልዲ ቦተኦምዞባ  ሰሜን ሸዋ ከተማ መሃል ሜዳ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ስድራ፣ ዘመድ ኣዝማድ፣ መሳርሕቲ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን…

ጉጅለ ልኡኽ ኒጀር፣ ታንዛኒያ፣ ዛምቢያን ኮትዲቫርን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ  ኒጀር፣ ታንዛኒያ፣ ዛምቢያን ኮትዲቫርን፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ምንቅስቓሳት ልምዓት ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም፡፡ ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፤…

ኣይተ ግርማ ዝተሰውኡሉ ዕላማ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ብምርብራብ ብልፅግናና ብፅንፈኛታት ዘይተዓናቐፍ ምዃኑ ክነረጋግፅ ኢና…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ግርማ ዝተሰውኡሉ ዕላማ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ብምርብራብ ብልፅግናና ብፅንፈኛታት ዘይተዓናቐፍ ምዃኑ ክነረጋግፅ ኢና ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ኣብ ስነ…

ኣይተ ግርማ የሺጥላ ዘነበረ ንህዝቢ ዕላማ ኢዩ – ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣይተ ግርማ የሺጥላ ዘነበረ ንህዝቢ ዕላማ ኢዩ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ተዛሪቦም። ርእሰ ምምሕዳር ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)÷ኣብ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ተረኺቦም መልእኽቲ…

ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኻይዱ። ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ፥ ብማርሽ ቡድን፣ ብዘመድን ኣዝማዶም መሳርሕቶምን ተዓጂቡ ኢዩ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት በፂሑ። ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት…