ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት መውፅኢ ፈተና ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ስ)ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት መውፅኢ ፈተና ተመረቕቲ ተምሃሮ 2015 ዓ.ም ምሃብ ተጀሚሩ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ እንጅባራ ካብ ሽዱሽተ ኮሌጃት ዝተውፃእፅ 917 ተምሃሮ መውፅኢ ፈተና እናወሰዱ ከምዝርከቡ ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ካብ ውልቀ ኮሌጃት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምክልኻል ሕማም ወቕዒ ሳንባ ዝሐሸ ለውጢ ንዘመዝገባ ሃገራት ኣፍሪካ ዝግበር ሓገዝ ንኽቕፅል ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ኣብ ምክልኻል ሕማም ወቕዒ ሳንባ ዝሐሸ ለውጢ ንዘመዝገባ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ሓገዝ ንኽቕፅል ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ። ሕማም ወቕዒ ሳምባ ኣመልኪቱ ዝተሰናደአ ዞባዊ ኣኼባ ኣፍሪካ ኣብ ታንዛኒያ ኣሩሻ ተኻይዱ። ብሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቓለስቲ ሓይሊታት ሱዳን ንምድርዳር መራሕቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕድሕዳዊ ጎንፂ ሱዳን ንምፍታሕ ተቓለስቲ ሓይሊታት ንምድርዳር ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ መራሕቲ ልዝብ ክግበር ኢዩ። ኣብቲ ልዝብ ዝሳተፉ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራትን መራሕቲ ዝተፈላለያ ዓለም ለኸ ትካላትን ትማሊ ኣማስዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ንእሽተይ ናብ ማእኸላይ ዝተሰጋገሩ ፈጠርቲ ስራሕ ኣፍልጦ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ንእሽተይ ናብ ማእኸላይ ዝተሰጋገሩ ፈጠርቲ ስራሕን 60 ሰብ ሞያ ጣቢያታት መውሀቢ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡዎም። ኣፍልጦ ዝተውሃቦም ኢንተፕራይዛት ኣብ ትሕቲኦም ልዕሊ 5 ሺሕ ንዝኾኑ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ዝፈተሩ ከምዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በጀት 2016 ዓ.ም ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 140 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት 2016 ዓ.ም ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 140 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ። ቤት ምኽሪ እቲ ከተማ ምምሕዳር በጀት 2016 ዓ.ም እታ ከተማ 140 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝገበረልና ፅቡቕ ኣቀባብላ ካብ ፀገምን ሞትን ኣድሒኑና ኢዩ – ሱዳናውያን ስደተኛታት Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ዶብ ከፊቱ ዝገበረልና ፅቡቕ ኣቀባብላ ካብ ፀገምን ሞትን ኣድሒኑና ኢዩ ክብሉ ካብ ሱዳን ብምኽንያት ጎንፂ ተሰዲዶም ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ መተማ ዝተዓቖቡ ሱዳናውያን ስደተኛታት ገሊፆም። እቶም ስደተኛታት ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካዊያን ካብ ዝሓለፉ ፀገማትና ተማሂርና ኣብ ረብሓ ዘይወዓለ ጉልበት ናብ ሃፍቲ ምቕያር ይግበአና – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካዊያን ካብ ዝሓለፉ ፀገማትና ተማሂርና ኣብ ረብሓ ዘይወዓለ ጉልበት ናብ ሃፍቲ ምቕያር ይግበአና ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ፎረም ስራሕ ኣፍሪካ÷ ስምምዕነት ኣህጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ (AfCFTA)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 8 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ይርጋ ጨፌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ሎሚ ካብ ያቤሎ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተጓዓዘት ዝነበረት መመላለሲት ህዝቢ ተሽከርካሪት ኣብቲ ወረዳ ቀበሌ ወቴ ብምግልባጣ ዘጋጠመ ኢዩ፡፡ ክሳብ ሕዚ ህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኣፍራዪ ሞተር ኣውሮፕላን ዝኾነ ኩባኒያ እንግሊዝ ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኣፍራዪ ሞተር ኣውሮፕላን ዝኾነ ኩባኒያ እንግሊዝ ሮልስ ሮይስ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ንዝርከበን ኤርባስ A350-1000 ኣውሮፕላናት ሞዴል ሞተራት ሓፈሻዊ ግልጋሎት ሰርቪስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግልጋሎት ወለንታ ብዝበለፀ ንኽጠናኸር ኣድላዪ ሓገዝ ክግበር እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመናእሰይ ባህሊ እናኾነ ዝመፅአ ግልጋሎት ወለንታ ብዝበለፀ ንኽጠናኸር ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ወለንታ ብምጥንኻር ብራኸ ኢትዮጵያን ክነረጋግፅ ኢና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከተማ ሓቆፍ…