ዑደት ጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማሲ ጂቡቲ ናይ ህዝቢታት ሕውነት ዘጠናኽር ኢዩ – ኣምባሳደር ብርቱካን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማሲ ጂቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ዑደት ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ምጥንኻር ኩነታ ከምዝቕይር ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን።
ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ÷ ትማሊ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ልጉጅለ…