ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሸሻ ኢትዮጵያ ምስ መፍረዪ መሳርሒታት ሕርሻ ኩባኒያ ቻይና ስምምዕነት ንግዲ ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሸሻ ኢትዮጵያ ምስ መፍረዪ መሳርሒታት ሕርሻ ኩባኒያ ቻይና ዙምላይን ስምምዕነት ንግዲ ተፈሪሙ።
ሰነድ እቲ ስምምዕነት ክልተ ምዕራፋት ዘካተተ እንትኸውን÷ እቲ ቀዳማይ ብኽፋል ዝተገጣጠሙ መሳርሒታት ሕርሻ ብምምፃእን ተረፍ ስራሕቲ…