ኣትሌት ሲፈን ሓሰንን ኣትሌት ኬልቪስ ኪፕተምን ተዓወትቲ ማራቶን ለንደን 2023 ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ለንደን 2023 ትውልደ ኢትዮጵያ ኔዘርላንዳዊት ኣትሌት ሲፈን ሓሰንን ኬንያዊ ኣትሌት ኬልቪስ ኪፕተምን ተዓዊቶም።
ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት መገርቱ ዓለሙ ካልአይቲ እንትትወፅእ÷ ኬንያዊት…