ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ምርምር ዝሕደስ ሓይሊ ንምጥያሽስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስታት ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ምርምር ዝሕደስ ሓይሊ ንምጥያሽን ኣማራፂ ልምዓት ዝሕደስ ሓይሊ ንምስፍሕፋሕን ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ብሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፣ ዩኒቨርሲቲ ሕርሻ ቻይናን ዩኒቨርሲቲ ወላይታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማዕቐፍ ምትሕብባር ደቡብ – ንደቡብ ንኽጠናኸርን ሓበራዊ ራኢ ንምዕዋትን ኣባል ሃገራት ተዋዲደን ክሰርሓ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐፍ ምትሕብባር ደቡብ - ንደቡብ ንኽጠናኸርን ሓበራዊ ራኢ ንምዕዋትን ኣባል ሃገራት ተዋዲደን ክሰርሓ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፍሉይ ጉባኤ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ፤ ፕሬዚዳንት እቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ናይቲ እዋን ምክትል ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙስሊም ሕብረተሰብ ናይ ምትሕግጋዝ ባህሉ ብዝበለፀ ከጠናኽር ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሙስሊም ሕብረተሰብ ናይ ምትሕግጋዝ ባህሉ ብዝበለፀ ከጠናኽር ይግባእ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓቲቶም። አይተ ጌታቸው ረዳ÷ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ይደልዩ ኢዮም – ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከቡ ዓውዲታ ኢንቨስትመንት ሕርሻን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታትን ናይ ምውፋር ድሌት ከምዘለዎም ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ ገሊፆም። ሚኒስትር ኢንዱትሪ መላኩ ኣለበል ብፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኦሊሴጎን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መውፅኢ ፈተና ተመረቕቲ ቀዳማይ ዲግሪ ካብ 3 ክሳብ 8 ሓምለ ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2023 0 አዲስ አበባ፣ ሰኔ 21፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መውፅኢ ፈተና ተመረቕቲ ቀዳማይ ዲግሪ ካብ 3 ክሳብ 8 ሓምለ ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ትኽክለኛ ቁፅሪ ተፈተንቲ ከፃሪ ብምግባር÷ ካብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ 95 ሺሕን 755 ከምኡ እውን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ ምፍራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከደንፍዕ ዝኽእል ዑደት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚንስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዮሃንስ ኣያሌው (ዶ/ር)ን ኣብ ከተማ ገላን ዝርከቡ ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣር፣ ጠለብ ወፃኢ ንግዲ ብምምላእን ኣተውቲ ፍርያታት ኣብ ምትካእን ዝርከቡ ኣፍረይቲ ተዓዚቦም፡፡ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ፌዴሪኢ ኣብ ጃፓን ኣብ ”ኢትዮዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ግዚኡ ሕዚ እዩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሴሚናር ኢንቨስትመንት ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)፣ ኣምበሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ሶላት ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ተዛዚሙ-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ሶላት ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ተዛዚሙ ክብል ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ተራ ንዝነበሮም ኩሎም አመስጊኑ። ህዝበ ሙስሊም ምስ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ኣካላት ፀፅታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ኣብ ጎደና ሰማእታት ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ዝኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብቲ ብዓል ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ብሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብቲ በዓል ሃይማኖታዊ…