Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክ/ከተማ ቂርቆስ ኣብ 90 መዓልቲታት ዝተሃነፁ ፀገም ፈታሕቲ ፕሮጀክታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 4 ኣብ 90 መዓልቲታት ዝተሃነፁ ፀገም ፈታሕቲ ፕሮጀክታት ተመሪቖም። ኣብ መዓል ካብ 300 ሺሕ ክሳብ 400 ሺሕ ባኒን ኬክን ከፍሪ ዝኽእል ፋብሪካ መፍረዪ ባኒን ኬክን ካብ ሞንጎ ዝተመረቑ…

1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ጥማዕ ክታበት ኮሌራ ክትባት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ግብረ ሓይሊ ምቁፅፃር ኮሌራ ንሚኒስቴር ልዕሊ1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ጣማዕ ክታበት ኮሌራ ብሓገዝ ኣበርኪቱ፡፡ እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ክታበት ኮሌራ ሎሚ ዕለት ናብ ኢትዮጵያ ምእታዉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ክልላት…

ኣብ ሞንጎ ጦር ሱዳንን ፍሉይ ሓይሊታትን ዝተፈጠረ ጎንፂ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ መዓልቱ ዘቑፀረ ኣብ ሞንጎ ጦር ሱዳንን ፍሉይ ሓይሊ ሱዳንን ዝተፈጠረ ጎንፂ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ። እቲ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ወታደራዊ መራሒ ጦር ሱዳን ጄኔራል ኣብዱል ፈታህ ኣልቡርሃን ዝመርሑዎ ጦርን ምክትሎም ዝነበሩ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን…

ኣብ ፕሮጀክት ፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ብምግባር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ፕሮጀክት ፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ብምግባር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ይዛተ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ቀረብ ሓይሊ፣ ማኑፋክቸሪንግን ትራንስፖርትን ዘድሀበ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሱዳን መዘነኦም ብስልኪ ተዛቲዮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ኣሊ ኢል ሳዲግ ኣሊ ብስልኪ ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፥ ምስ ሱዳን መዘነኦም ኣብ ዝገበርዎ ልዝብ ኢትዮጵያ ንህዝቢ…

ኣብ ኣውሮፓ እቲ ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኒውክሌር ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኒውክሌር ፊንላንድ ስራሕ ጀሚሩ፡፡ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ፊንላንድ ዝተሃነፀ እቲ መብላዕልዒ፥ ኣብ ኣውሮፓ ዝዓበየ ከምዝኾነን ብሰዓት 1 ነጥቢ 6 ጊጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ ከምዘለዎን ተሓቢሩ፡፡ ብግዝፈቱ ድማ…

ጥንቃቐ ዝደሊ ኣመጋግባ እዋን በዓላት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ዝግበር ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ አእንተዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል፡፡ ምዝዛም መዓልቲታ ፆም ስዒቦም ኣብ ዝመፅኡ በዓላት ዘሎ ኣመጋግባ ጥንቃቐ ዝተመልኦ ክኸውን ከምዝግባእ ሰብ ሞያ ጥዕና ይምዕዱ፡፡ ምኽንያቱ ድማ…

ኣምባሳደራት ንበዓል ፋሲካ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲታትን ኣምባሳደራትን ዝተፈላለያ ሃገራ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር ንተኸተልቲ እምነት ክርስትና መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂን፥ “በዓክ ፋሲካ መግለፂ ሓዱሽ ህይወትን ሓዱሽተስፋን ኢዩ”…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንበዓል ፋሲካ መልእኽቲ እንኳዕ ኣፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን ድማ÷ “ንክርስቲያናት ሃገርና እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም! ኢየሱስ ክርስቶስ ስቓይን ሞትን ከምዘሎ…

በዓል ፋሲካ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ-ስርዓት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ-ስርዓት ተኸቢሩ። ትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ ንድደቂ ሰባት ድሕነትን ሰላምን ዝተረኸበሉ ከምዝኾነ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም፡፡ ብምዃኑ ብትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ…