በዓላት ስቕለትን ትንሳኤን ብሰላም ንኽኽበሩ ምድላው ዛዚሙ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት ስቕለትን ትንሳኤን ብሰላም ንኽኽበሩ ኣድላዪ ምድላው ዛዚሙ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
በዓላት እንትቃረቡ ካብ ወትሩ ብዝተፈለየ ምንቅስቓስ እግረኛታትን ተሽከርከርቲን ከምዝስተውዓል ዝገለፀ እቲ…