Uncategorized ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima May 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ፌዴሪኢን ሚኒስቴር ሳይንስን ኢኖቬሽንን ፓኪስታንን ተፈራሪሞምዎ፡፡ ኣብ ፓኪስታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፋናን ብቴሌቪዥን ጣቢያ ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤልን ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ስልጠና ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ብቴሌቪዥን ጣቢያ ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤልን ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ስልጠና ተጀሚሩ፡፡ እቲ ስልጠና ብፍላይ ኣብ ሰናድኣ ዶክመንተሪ ፊልም ንሰብ ሞያ ካሜራ፣ ፕሮዳክሽን ዳይሬክተርን ዶክመንተሪን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕርሻ ዘዝምን ውድድር ቴክኖሎጂ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima May 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕርሻ ንምዝማንን ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ንምግባርን መናእሰ ዝወዳደሩሉን ናብ ተግባር ዝቕይሩሉን ውድድር ተጀሚሩ። እቲ ውድድር ኣብ ውሽጢ ሃገር ንካልኣይ ግዘ ዝግበር እንትኸውን፥ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ንዝወፅኡ ተወዳደርቲ ሽልማት ገንዘብ…
ቢዝነስ ባንኪ ኣባይቲ ጎህ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእሎ ውዕሊ ከቲሙ Gebremariam Weldegerima May 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣባይቲ ጎህ ምስ ኣልማዕቲ ገዛ ብምትሕብባር ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእሎ ውዕሊ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ባንኪ ኣብ ቀዳማይ ዙር ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝህነፁ ኣባይቲ ምስ ማሕበር ኣክሲዮን ሃፍቲ ልምዓትን ዕድጊትን ጎህ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምፍላጥ ኣታዊ ንግዲ ቻይና ኣበ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምፍላጥ ኣታዊ ንግዲ ቻይና ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ምትእስሳር ንግዲ ምድንፋዕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ እቲ ኤክስፖ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ዑደት ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ንዘለዎም ኣፍረይቲ ኢንድስትሪታት፣ ክልላትን ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዓም ለኸ መድረኽ ፌዴሬሽናት ተሳቲፈን Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያ ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ዓም ለኸ መድረኽ ፌዴሬሽናት ተሳቲፈን። ኣብ ስዊዘርላንድ ኦራው ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ መድረኽ ፌዴሬሽናት ዝተሳተፋ እተን ኣምባሳደር÷ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ ልምዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትራት ትምህርቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትራት ትምህርቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር÷ ጎድና ጎኒ ኣብ ብሪታኒያ እናተኻየደ ዝርከብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ኢዮም ምስ ዝተፈላለያ ሃገራ መዘነኦም ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ሚኒስትር ዴኤታ ታረቀኝ ቡሉልታን ተረኺቦም። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ዘሰናደኦን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር ሕርሻ ብፋይናንስ ክሕገዝ ብምግባር ዝጸረሐቡ ዝበረታትዑ ውፅኢታ ክቕፅሉ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣህመድ ሽዴ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ሕርሻ ብፋይናንስ ክሕገዝ ብምግባር ዝጸረሐቡ ዝበረታትዑ ውፅኢታ ክቕፅሉ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ገሊፆም። ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሽዴን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ትካልን ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ተረኺቦም…