ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ አቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህጉራዊ ጉባኤ ኣቪዬሽን "ዝተዋደደ ዕዳጋ ትራንስፖርት ኣየር ኣፍሪካ ብቕልጡፍ ምትግባር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ። ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ሲቪል ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣዲፉንኬ ኣዲዬሚ÷ ኣብ ኣፍሪካ ፕሮጀክት ዝተዋደደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፅሬትን ተወዳዳራይነትን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅሬትን ተወዳዳራይነትን ፍርያታት ኢንዱስትሪ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን እንዳለው መኮንን፣ ሚኒስትር ዴኤታ ኢንዱስትር ታረቀኝ ቡሉልታ ሓዊሱ ምሁራን እቲ ዓውዲን መዳርግቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ብፀሎት ዝኸፈቱ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ÷ እቲ ጉባኤ ዓበይቲ ልኡኽቶታት እታ…
ስፓርት ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብሸቶ ሞሃመድ ናስር መሪሓ ትንበር እምበር፤ ሃብታሙ ተከስተን…
ቢዝነስ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንምትካእ ብዝበለፀ ምስራሕ ይገባእ – ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን Gebremariam Weldegerima May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዑል ሸርፊ ወፃኢ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንምትካእ ብዝበለፀ ምስራሕ ከምዝግገባእ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ተዛሪበን። ኣካል ሃገራዊ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝኾነ ውፅኢታት ፈጠራ ደቀቕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ወፃኢኣ ንምዕባይ ምምሕያሻት ፓሊሲ ትገብር ኣላ Gebremariam Weldegerima May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ወፃኢኣ ንምዕባይ ምምሕያሻት ፓሊሲ እናገበረት ምዃና ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ገሊፆም። ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ሎሚ ኣብ ፓኪስታን ከተማ ካራቺ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ፎረም÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲ ጠሚቱ ይዛተ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲን ብሄራዊ መንነትን ትኹረት ዝገበረ መድረኸ ዘተ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ የካይዱ ኣለዉ። ኣካቢ እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ መብራቱ ኣለሙ (ዶ/ር)÷ እቲ መድረኽ ዘተ ብፍላይ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፓኪስታን ከተማ ካራቺ ፈላማይ በረራ ገይሩ Gebremariam Weldegerima May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፓኪስታን ከተማ ካራቺ ድሕሪ 20 ዓመት ፈላማይ በረራ ገይሩ። እቲ መገዲ ኣየር ሎሚ መዓልቲ ናብ ካራቺ ኣብ ዝገበሮ በረራ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣…
Uncategorized መድረኽ ዘተ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያዊ ማዕቐፍ ፖሊሲ ንምትእስሳር ኢንዱስትሪ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዓውዲ መፍረዪ ኢንዱስትሪ ንምድንፋዕ ኣብ ምትእስሳር እታወት ትኹረት ረገይሩ እናተሰርሐ ምዃኑ ተመልኪቱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ብግቡእ ይዋፃእ ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ብግቡእ እናተዋፅአ ምዃኑ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ትካል ገሊፆም። ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያ ፀፅታ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷…