ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ነጥቢ ተማቒላ Gebremariam Weldegerima May 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር መርሐ እንግሊዝ ምስ ሳውዛምፕተን ዝተራኸበት ማንቼስተር ሲቲ ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊያ፡፡ ኣብ ካልኦት ፀወታታት ኤቨርተን ንፉልሃም 3 ን 1፣ ብራይተን ንወልቭስ 2 ን 0፣ ከምኡ እውን ብሬንትፎርድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 47 ምስረታ በዓል እዚ ምዕራብ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 47 በዓል ምስረታ እዚ ምዕራብ "ተምሳሌት ፅንዓት፤ ጋሻ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፓናል ዘተ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምኽባር፤ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻርተር ባንጁልን ማፑቶ ፕሮቶኮልን ዘለዋ ኣፈፃፅማ ኣቕሪባ Gebremariam Weldegerima May 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ቻርተር መሰል ሰባትን ህዝቢታትን ኣፍሪካ እናተሳተፈት ትርከብ፡፡ ኣብ ጋምቢያ ባንጁል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ÷ ኣብ እዋናዊ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ቻርተር መሰል ሰባትን ህዝቢታትን ኣፍሪካ (ባንጁል ቻርተር) ከምኡ እውን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ምርካባ ንሰላም እቲ ከባቢ ልዑል ረብሓ ኣለዎ Gebremariam Weldegerima May 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ምርካባ ንሰላም እቲ ከባቢ ልዑል ረብሓ ከምዝህልዎ ነበር ኣባላ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ፔቲ ኦፊሰር ወንድወሰን ኣሰፋ ገሊፆም፡፡ ፔቲ ኦፊሰር ወንድወሰን ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን መደብ “ኣንድ እድል” ኣብ ዝገበሩዎ…
ስፓርት ሲዳማ ቡናን መቻልን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ በል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡናን መቻልን ተራኺበን 2 ን 2 ማዕረ ተፈለሊየን፡፡ ኣብቲ ፀወታ መስፍን ታፈሰን በዛብህ መለዮን ንሲዳማ ቡና ከምኡ እውን ፊሊሞን ገብረፃድቕን ኣቤል ነጋሽን ንመቻል ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ መኪና ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ላሊበላ ቀበሌ ደብረ ዘይት ከባቢ ሽምብርማ ቁፅሪ 2 ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግልባጥ መኪና ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ፡፡ ካብ ዝሞቱ ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ 5 ሰባት ጉድኣት ከምዘጋጠመ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ናይ ምድፋእ ፈተነ ዓለም ለኸ ሕጊታት ዝፃባእ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ናይ ምድፋእን ምዕፃውን ፈተነታት ዓለም ለኸ ሕጊታት ዝፃባእ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ብፍላይ ሓደ ሓደ ሃገራት ኣብ ጉዳይ ቀይሕ ባሕሪ እናሰጎመኦ ዝርከባ በሪ ባሕሪ ናያ ምዕፃው ኣካይዳ ዓለም ለኸ ሕጊ ዝፃባእ ከምዝኾነ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር በቆል ፍልጠት ተሓሊዩ ንኽፀንሕ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር በቆል ፍልጠታት ብምምዝጋብ ብሕጋዊ መገዲ ተሓሊዮም ንኽፀንሑ እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ኣእምሮኣዊ ንብረት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ሃገር በቆል ፍልጠታትን ዓቕሚ ቱሪዝምን ንዘላቒ ልምዓት ንምጥቃም ዘኽእል መድረኽ ዘተ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃሮማያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ፅድያ ዝሐሸ ፍርያት ንምርካብ ውፅኢታዊ ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልላት ትግራይን ማእኸላይ ኢትዮጵያን ኣብ እዋን ፅድያ ዝሐሸ ፍርያት ንምርካብ ዘኽእል ውፅኢታዊ ስራሕ እናተሰርሓ ምኻነን ኣፍሊጠን፡፡ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ኣበራ ከደነው፤ ኣብ እዋን ፅድያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ዱኽዒ ሓዋዊስካ ምጥቃም መፍረያይነት ከምዘደንፍዕ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅል እዋን ክረምቲ ተፈጥሮኣዊ ዱኽዒ ምስ ሰብ ስራሕ ዱኽዒ ሓዋዊስካ ብምጥቃም መፍረያይነት ምዕባይ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣገንዚቡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ልምዓት ሃፍቲ ሓመድ ሊሬ ኣብዬ ከምዝበሉዎ፤ ኣብ ተፈጥሮኣዊ ዱኽዒ…