ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ብግቡእ ይዋፃእ ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ብግቡእ እናተዋፅአ ምዃኑ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ትካል ገሊፆም። ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያ ፀፅታ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሮሚያ ብግዕዝይና ኣብ ዝተጠርጠሩ 1 ሺሕን 322 ውልቀ ሰባት ውሳነ ጥፍኣተኛ ተመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሮሚያ ብግዕዝይና ካብ ዝተጠርጠሩ 4 ሺሕን 80 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 322 ውልቀ ሰባት ውሳነ ጥፍኣተኛ ከምዝተመሓላለፈ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ መላእ ሃገር ዝርከባ መዕደሊ ነዳዲ ኣገልግሎት ሲ ቢ ኢ ብር ተግባራዊ ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ መላእ ሃገር ዝርከባ መዕደሊ ነዳዲ ኣገልግሎት ሲ ቢ ኢ ብር ተግባራዊ ከምዝገብር ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሙኑኬሽን እቲ ባንኪ ኣይ ኣልሰን ኣሰፋ ከምዝሓበሩዎ÷ እቲ ባንኪ ዘበናዊ፣ ንኣጠቓቕማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ፈረንሳይ ንሆስፒታል ኣብዓላ ዝውዕል 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ክልል ዓፋር ንሆስፒታል ኣብዓላ መሊስካ ንምህናፅ ዝውዕል 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ። ስምምዕነት ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኢትዮጵያ ረሚ ማርሻክስ ከምኡ እውን ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል…
ቢዝነስ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ማላዊ መዘናኣ ኣብ ሞዛምቢክ ክትፃወት ኢያ Gebremariam Weldegerima May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ማላዊ መዘናኣ ኣብ ሞዛምቢክ ከምትፃወት ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እታ ሃገራዊት ጋንታ 13 ሰነ 2015 ዓ.ም 5ይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ትገብር እንትትከውን÷ ፀወታኣ ኣብ ስታዲየም ሞዛምቢክ ንምግባር ቆፀሮ…
ስፓርት ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም Gebremariam Weldegerima May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ መዓልቲታት እዚ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ትማሊ ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ዝተገበረ ማራቶን ፕራግ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ወርቅነሽ ኢዴሳ እንትትዕት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ኮሚቴ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣብ ጀኔቫ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 76 ጉባኤ ኮሚቴ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታ ኣብ ስዊዘርላንድ ጀኔቫ ተኻይዱ። ኣብቲ ጉባኤ÷ ኮንቬንሽን ፀረ ስቓይን ካልኦት ጭካኔ ዝተመልኦ፣ ኢ-ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ትኹረት ብምግባር ምክኽክር ተኻይዱ። ካብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌደራል ኣብ ምክልኻል ገበን ስልጠና ዝወሰዱ ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ኣዋሽ ሰባት ንነዊሕ እዋን መሰረታዊ ኣካዳሚ ስልጠና ዝሃቦም ብዙሓት ኣባላት ፖሊስ ምክልኻል ገበንን ኣድማ ብተናን ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ፌዴራል ምክትል ኮሚሽነር ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ሕርሻ ዘበናዊ ምግባር ቀንዲ ትኹረት ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima May 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ዘበናዊ ምግባር ቀንዲ ትኹረት ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኸፈተ ዓውደ ምርኢት ሕርሻን ሳይንስን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፓመል ዘተ÷ ሕርሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተኻየደ ዝቐነየ ዓውደ ምርኢት መፃሕፍቲ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር “ቃል፣ ተግባር፣ ወለዶ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝቐነየ ዓውደ ምርኢት መፃሕፍቲ ተዛዚሙ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ዓውደ ምርኢት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ሰገናት ዝተረድኡሉ መገዲ…