Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ላዕለወይቲ ሓላዊት ማህበረት ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣመሓላሊፈን፡፡ እቲ መዓልቲ ብብርኪ ዓለም ንመበል 76…

ኣብ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪን ዉፅኢቱን ዝጠመተ መድረክ ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪን ዉፅኢቱን ዝጠመተ መድረክ ዘተ ኣብ ሚሊንየም ኣዳራሽ  ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሼዴ፣ ሚኒስትር ኢነዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋን…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኤግዚቢሽን ሕርሻ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብሚኒስቴር ሕርሻ ዝተዳለወ ኤግዚቢሽን ሕርሻ ኣብ ሙዚየም ሳይንስ መሪቆም ከፊቶም፡፡ እቲ ኤግዚቢሽን÷ መፍርያይነት ቴክኖሎጂ፣ ስራሕቲ ምርምርን ምህዞን፣ ኣብ  ዲጂታላይዜሽን ሕርሻን ፋይናንስ ሕርሻን ዘድሀቡ ዘበናዊ…

ሰብ ሃፍቲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ዝጠመተ ልዝበ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ጀርመን ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ከፍስሱ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ዝጠመተ ልዝበ ተገይሩ። ብምክትል ሚኒስትር ኢኮኖሚን ሓለዋ ንብረት ኣየርን ጀርመን  ዩዶ ፊሊፕ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምንቅስቓስ ስራሕ ፓርክ ኢንዱስትሪ…

ኣብ ዝሓፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሺሕ ሓደሽቲ ፕሮጀክታት መስኖ ተዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 1 ሺሕን 80 ሓደሽቲ ፕሮጀክታት መስኖ ህንፀቶም ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣፍሊጡ። መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ኣዋርሕ እቲ ዓውዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር መስኖን ቆላማ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካልኣይ ምዕራፍ ሆቴል ስካይ ላይት መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካልኣይ ምዕራፍ ሆቴል ስካይ ላይት መሪቖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ÷ “ካልኣይ ምዕራፍ ሆቴል ስካይ ላይት ምኽፋቱ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ተጓዓዝቲ እኹል ኣገልግሎት ክትህብ ትኽእል ወሳኒት ኣህጉራዊ መናሃርያ ጉዕዞ…

መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ገምጋም ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ በቲ ምምሕዳር ከተማ ዝተሰርሑ ቀንዲ ቀንዲ ተግባራት ኣብ ኣፈፃፅመኦም ምኽክር…

ሃገር ኣብ ውሽጢ ፈተናታት ኮይና ዘሳለጠቶም ሮጀክታት ብግቡእ ተሰኒዶም ንዝቕፅሉ ፕሮጀክታት መምሀርቲ ክኾኑ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)''ካብ መጋቢት ክሳብ መጋቢት'' ኣብ ዝተብሃሉ ካብ 2010-2013 ዝተሰርሑ ሃገራዊ ከይዲታት ኣብ ዝድህስሱ ሰለስተ ተኸታተልቲ መፃሕፍቲ ዝጠመተ ልዝብ ተኻይዱ። ራብዓይ መዓልቲ ኣብ ዝሓዘ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት “ቃል፤ ተግባር፤ ወለዶ”…

ከንቲባ ኣዳነች መበል 82 መዓልቲ ዝኽሪ ዓወት ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 82 መዓልቲ ዝኽሪ ዓወት ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ መልእኽተን÷ ናይ ሕዚ ወለዶ ወናኒ ናፅነታ ዝተኸበረ ሉኣላዊት ኢትዮጵያ…

ፍሉጥ ተፃዋቲ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ዳዊት ፍሬው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጥ ተፃዋቲ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ዳዊት ፍሬው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ኣብ ቀረባ እዋን ንስራሕ ናብ ሃገረ ጣሊያን ዝተጓዓዘ ተፃዋታይ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ዳዊት ፍሬው÷ ኣብ ዝደቀሰሉ ክፍሊ ህይወቱ ሓሊፉ ከምዝተረኸበ ካብ ቀረባ ፈተውቱ…