ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሉጥ ተፃዋቲ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ዳዊት ፍሬው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጥ ተፃዋቲ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ዳዊት ፍሬው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ኣብ ቀረባ እዋን ንስራሕ ናብ ሃገረ ጣሊያን ዝተጓዓዘ ተፃዋታይ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ዳዊት ፍሬው÷ ኣብ ዝደቀሰሉ ክፍሊ ህይወቱ ሓሊፉ ከምዝተረኸበ ካብ ቀረባ ፈተውቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘለዋ ልምዲ ንሃገራት ኣፍሪካ ክተካፍል ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘለዋ ልምዲን ሓይሊ ሰብን ንሃገራት ኣፍሪካ ክተካፍል ሲዲሲ ኣፍሪካ ሓቲቱ። ሚኒስትር ጥዕና ሊያ ታደሰ (ዶ/ር) ሓዱሽ ምስ ዝጸሶሙ ዋና ዳይሬክተር ሲዲሲ ኣፍሪካ ዢን ካሴያን (ዶ/ር) ተዛቲየን። ዋና ዳይሬክተር ሲዲሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካልኣይ ምዕራፍ መስፋሕፍሒ ሆቴል ስካይ ላይት ዛዚሙ የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካልኣይ ምዕራፍ መስፋሕፍሒ ሆቴል ስካይ ላይት ዛዚሙ የመርቕ ኣሎ። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ኣመራርሓታት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 82 ዝኽሪ በዓል መዓልቲ ዓወት ሓርበኛታት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 82 ዝኽሪ በዓል መዓልቲ ዓወት ሓርበኛታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣራት ኪሎ ኣብ ዝርከብ ሓወልቲ ሓርበኛታት፤ "ሓድነት ንናፅነትን ዓወትን" ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ብዝተፈላለዩ መድላዋት እናተኸበረ ዝርከብ። ኣብ ኣከባብራ ስነ-ርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ መዓልቲ ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መዓልቲ ሓርበኛታት (በዓል ዓወት) ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ቀፂሉ ቀሪቡ ኣሎ፦ እንኳዕ ንመዓልቲ ሓርበኛታት (በዓል ዓወት)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ኡባ ደብረ ፀሃይ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት 12 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ኡባ ደብረ ፀሃይ ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ዘስዐቦ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት 12 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ሓላፊ መምርሒ ጉዳያት ኮሙኒኬሽን እቲ ዞባ ካሳሁን ኣባይነህ ከምዝገለፁዎ÷ በኣብ ከተማ ዛባ ትማሊ ምሸት ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ተዓጢቖም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ፃውዒት ሰላም ተቐቢሎም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ወረዳ ዳንጉር ቀበሌ ቆታ ብቀላጤን ወገዴ ዝምራሕ ዕጡቕ ጉሙዝ ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ዝተቐበሉ 73 ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ተበንጀኦም ብምድፋእ ናብ ተመሊሶም። “ምቅታል የኣክል ምትሕብባርናን ፀገማትናን ብልዝብ…
ስፓርት ኣብ ዛምቢያ ንዶላ ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብምውፃእ ተዓዊተን Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ንዶላ ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብምውፃእ ተዓዊተን፡፡ ኣትሌት ውብርስት ኣስቻለ ቀዳመይቲ ብምዃን ንሃገራ ሜዳሊያ ወርቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ ስደተኛታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ኣምባሳደር ብርሃኑ Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅኑቲ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ መንግስቲ ጅቡቲ ብምትሕብባር ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ብቖራፅነት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ብርሃኑ÷ ኣብ ማእኸል መፅንሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቱርኪን ርክበን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima May 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቱርኪን ኣብ ዓውዲታ ዲፕሎማሲ፣ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ቡራክ ኣክፓር ኣብ ክልተኣዊ…