Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወት ክቕፅል ንምግባር ዝዓለመ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወትን እቲ ዓወት ክቕፅል ንምግባርን ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ነበርቲ ምምሕዳር ከተማ ሸገር፣ ከተማታት ጅማ፣ ኣሰላ፣ ያቤሎ፣ ኣዳማ፣ ሻሸመኔ፣…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወትን እቲ ዓወት ክቕፅል ንምግባርን ዝዓለመ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወትን እቲ ዓወት ክቕፅል ንምግባርን ዝዓለመ ኣብ መላእ ክልል ኦሮሚያ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ድጋፍ፥ ድሕሪ ለውጢ ኣብ ዘለዉ 5 ዓመታት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመዳይ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ካልኦት…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጥንታዊ ቤተ-መንግስቲ ፋሲለደስ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከብ ጥንታዊ ቤተ-መንግስቲ ፋሲለደስ ዑደት ገይሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ እዋን ዑደት÷ "ኣብዚ ቦታ ኣቦታትና ዝሰርሑዎ ኣዚዩ ዘደንቕ ጥበብን ናይ ኢድ ስራሕን ይረአ" ኢሎም፡፡…

ብዘይሕጋወዊ መገዲ ዝተገጠሙ ቆፃሪታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ገርጂ ጎሮ ፍሉይ ስሙ ኣሳማ እርባታ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ 17 ቆፃሪታት ብዘይሕጋወዊ መገዲ ተገጢሞም ከምዝተረኸቡ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢዮጵያ ኣፍሊጡ። ብዘይሕጋወዊ መገዲ ተገጢሞም ዝተረኸቡ ቆፃሪታት ምስ ዝወድኡዎ…

ኢትዮጵያ ምስ ኮሞሮስ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ ኢያ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሞሮስ ኣዛሊ ኣሱማኒን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ዞባዊን ኩለ መዳይን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ።…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሪሾ ተዛቲየን፡፡ ሓፍቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኾነት ከተማ ሊዮን ብተወሳኺ፤ ምስ ካልኦት ከተማታት ፈረንሳይ ኣብ ቱሪዝም ከተማ ብሓባር ዝስረሐሎም…

7ይ ጉባኤ በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን መዳርግቲ ኣካላት ክልልን ፌደራልን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)7ይ ጉባኤ በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን መዳርግቲ ኣካላት ክልልን ፌደራልን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዶክተር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ፣ ዋና ተፀዋዒ መንስቲ ኣይተ ፀጋዬ…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸሞንተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸሞንተ ሰባት ሓሊፉ። ኣብ ዞባ ጌዴኦ ከተማ ወናጎ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ፥ ህይወት ሰለስተ ሰባት እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ 10 ሰባት ጉድኣት በፂሑ፡፡ እቲ ሓደጋ ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 12 ካብ ያሎ ናብ ኣዲስ ኣባ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን። ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼክ ሃጂ ኢብራሂም፣ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን ኣቦታት እቲ…

ብኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት መሊስካ ብምጥያሽ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ምርብራብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዝነበረ ኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት መሊስካ ብምጥያሽ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ምርብራብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣብ ዳግመ ህንፀት ብትኳር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ባህርዳር ይዝቲ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ…