ስፓርት ተወዳዳሪ ስጉሚ ኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ንሃገሩ ወርቂ ኣምፂኡ Gebremariam Weldegerima May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ስጉሚ ትሕቲ 20 ዓመት ኢትዮጵያ ብኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ወርቂ ረኺባ፡፡ ኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ብ10 ሺህ ሜትሮ ውድድር ስጉሚ ቀዳማይ ብምውፃእ ንሃገሩ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ፡፡ ኣብ ዛምቢያ ንዶላ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ተግባር ምንቅስቓስ ፅንፈኛታት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ የምክን ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ናይ ባዕሎም ውዳበ ፈጢሮም ብዘይሕጋዊ መገዲ መንግስቲ ንምትካእ ዝሓሰቡ ኣካላት ልኡኽቶኦም ንምፍሻል ዝጀመሮ ተግባር ኣጣናኺሩ ቀፂሉ። ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት እታ ሃገር ብሓይሊ ንምፍራስን እኩይ ድሌት ፖለቲካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብበሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወደብ ዶራሌህ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ብበሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወደብ ዶራሌህ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ። እሮም ዋና ፈፃሚ ስራሕን ልኡኾምን÷ ምስ ኣቦ መንበር ናፃ ንግዲ ዞባን ዓለም ለኸ ወደባትንን…
Uncategorized ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ትውልዲ ቦተኦምዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ መሃል ሜዳ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ስድራ፣ ዘመድ ኣዝማድ፣ መሳርሕቲ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ትውልዲ ቦተኦምዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ መሃል ሜዳ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ስድራ፣ ዘመድ ኣዝማድ፣ መሳርሕቲ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ኒጀር፣ ታንዛኒያ፣ ዛምቢያን ኮትዲቫርን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኒጀር፣ ታንዛኒያ፣ ዛምቢያን ኮትዲቫርን፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ምንቅስቓሳት ልምዓት ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም፡፡ ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ግርማ ዝተሰውኡሉ ዕላማ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ብምርብራብ ብልፅግናና ብፅንፈኛታት ዘይተዓናቐፍ ምዃኑ ክነረጋግፅ ኢና… Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ግርማ ዝተሰውኡሉ ዕላማ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ብምርብራብ ብልፅግናና ብፅንፈኛታት ዘይተዓናቐፍ ምዃኑ ክነረጋግፅ ኢና ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ኣብ ስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ዘነበረ ንህዝቢ ዕላማ ኢዩ – ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣይተ ግርማ የሺጥላ ዘነበረ ንህዝቢ ዕላማ ኢዩ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ተዛሪቦም። ርእሰ ምምሕዳር ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)÷ኣብ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ተረኺቦም መልእኽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኻይዱ። ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ፥ ብማርሽ ቡድን፣ ብዘመድን ኣዝማዶም መሳርሕቶምን ተዓጂቡ ኢዩ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት በፂሑ። ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣይተ ግርማ ህዝቢ ንምግልጋል ድንበር ዘይፈልጡ መራሒ ነይሮም”- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኣይተ ግርማ የሺጥላ ህዝቢ ንምግልጋል ድንበር ዘይፈልጡ መራሒ ነይሮም" ክብላ ከንቲባምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ከንቲባ ዳነች ኣብ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ተረኺበን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷…