Uncategorized ባንኪ ዓለም ምሕደራ ታክሲ ኢትዮጵያ ንምዝማን ክድግፍ ኢየ ኢሉ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ምሕደራ ታክሲ ኢትዮጵያ ንምዝማን ኣድላዪ ቴክኒካዊን ገንዘባዊን ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር እቶት ተስፋየ ቱሉ÷ ኣብ ምሕደራ ስርዓት ታክሲ፣ ቴክኖሎጂን ተግባራት ምሕደራ ሃፍቲ ሰብን ትኹረት ብምግባር ምስ ልኡኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ኣብ ዝሓሸ መሰረት ተቐምጥ ኣላ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ኣብ ዝሓሸ መሰረትእናቐመጠት ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ታንዛንያ፣ ኮሞሮስ፣ ቡሩንዲን ኡጋንዳን ዝገበሩዎ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቅትለት ኣይተ ግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብቅትለት ኣይተግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ኣይተ ግርማ የሺጥላ÷ “ማዕርነትን ማሕበራዊ ፍትሒን ዝነገሰላ ጥንክርቲ ህብረብሄራዊት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ርብርብ ዝተውሃቦም ዓብዪ ህዝባዊ፣ ውድባዊን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣፍሪካ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንሱዳን ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸቕርብ ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምቅላል ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸቕርብ ሓቲቱ። ካብዚ ብተወሳኺ ጎንፂ ብምህዳም ካብ ሱዳን ንዝወፅኡ ሰባት ጎረባብቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ሰብኣዊ ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርዕሰ ምምሕዳር ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ብሕልፈት ግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ብሕልፈት ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል ኣምሓራ ግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መግለፂ ሓዘኖም÷ “ሓውና ግርማ የሺጥላ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት መሊስካ ንምጥያሽ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብምኽንያት ጎንፂ ጉድኣት ዝበፅሖም ማእኸለዎትን ኣናእሽተይን ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ንምድጋፍ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ጳውሎስ በርጋ÷ እቲ ዓውዲ እግሪ ንኽሓዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላት ንዳግመ ህንፀት ክልል ትግራይ ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይረን Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ንዳግመ ህንፀት ክልል ትግራይ ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይረን። ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን÷ “በቲ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም ህዝቢታት ሰለስቲአን ክልላት ብሓበራዊ ልምዓት ንምኽሓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ መራሕቲ ተዋጋእቲ ሓይሊታት ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ኣዛዚ ጦር ሱዳን ጀኔራል ኣብደል ፈታህ ኣልቡርሃንን ዋና ኣዛዚ ሓይሊታት ህፁፅ ወሃቢ ደገፍ ሱዳን ሞሓመድ ሃምዳን ዳጋሎን ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ክልቲኦም መራሕቲ ኣፈላላዮም ብምዝርራብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋር ስራሕቲ ዳግመ ምጥያሽ ብምጥንኻር ዝሐሸት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ፓርቲ ብልፅግናን ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋር ስራሕቲ ዳግመ ምጥያሽ ብምጥንኻር ዝሐሸት ህብረ ብሄራዊት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ብቖራፅነት እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 50 ሃገራት ዜጋታተን ካብ ሱዳን ንምውፃእ ሓገዝ ኢትዮጵያ ሓቲተን – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)50 ሃገራት ዜጋታተን ካብ ሱዳን ንምውፃእ ኣብ ዝገብረኦ ፃዕሪ ኢትዮጵያ ሓገዝ ንኽትገብር ብዕሊ ከምዝሓተታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ብምኽንያት ኣብ ሱዳን ዘጋጠመ ቅልውላው ዝተፈላለያ ሃገራት ዜጋታተን ምስ ምውፃእ ተተሓሒዙ፤ ሚኒስትር…