ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ኣብ ትግራይ ግዚያዊ ምምሕዳር ምጥያሹን ዝነኣድ ኢዩ – ኣምባሳደር ክሪስቶፍ ሬዝላፍ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ኣብ ትግራይ ግዚያዊ ምምሕዳር ምጥያሹን ዝነኣድ ከምዝኾነ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ኣምባሳደር ክሪስቶፍ ሬዝላፍ ገሊፆም።
ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ…