ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዒድ ሸዋል ኣብ ሃረር ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መግለፂ ህዝቢ ሃረሪ ዝኾነ በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ከተማ ሃረር ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኣከባብራ እቲ በዓል÷ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኦርዲን በድሪ ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሱዳን ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣድላዪ ሓገዝ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሱዳን ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ኣድላዪ ሓገዝ እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ካርቱም ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ እቲ ከባቢ ማእኸል ውግእ ምዃኑ፣ ኣብቲ ከባቢ ኣገልግሎት መብራት ምቁራፁን ናውቲ ምግቢ ንምርካብ ይኹን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ሰብ መዚን ናብ መቐለ ኣምሪሑ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ሰብ መዚን ናብ መቐለ ኣምሪሑ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)፣ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ አብዲሳ፣ ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ዘውፀኦ ሓሬታ ብፅቡቕ ጎኑ ዝረአ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ዘውፀኦ ሓሬታ ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝሪኦ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ምትሕብባር ብሓዱሽ መልክዑን ከም እንደገናን ንምሕዳስ ኣበርቲዓ እናሰርሐት ከምትርከብ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ብምህዳም ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ብምህዳም ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብዞባ ምዕራብ ጎንደር ከተማ መተማ ዮሃንስ ኣቢሎም ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ። እቲ ጎንፂ ብምህዳም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተዓቖቡ ሰባት ኣብ ከተማ መተማ ዮሃንስ ክንክን እናተገበረሎም ከምዝኾነ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብ4 ዓውዲታት ሕፁይ ሽልማት ዓመታዊ ዓለም ለኸ ጉዕዞ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብ4 ዓውዲታት ኣብ ዓመታዊ ዓለም ለኸ ሽልማት ጉዕዞ (ወርልድ ትራቭል ኣዋርድ) ሕፁይ ብምዃን ከምዝቐረበ ተገሊፁ። እቲ መገዲ ኣየር ÷ “ብሉፅ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ 2023” ፣ “ብሉፅ ምልክት ንግዲ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽ እናተሰርሑ ስራሕቲን ካልኦት ተግባራትን ጠሚቶም ተመያይጦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ክሳብ 12 ክፍሊ ንዘለዉ ተምሃሮ ምዝገባ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል ምዝገባ ኣብ ኩለን ኣቢያተ ትምሀርቲ ከምዝተጀመረ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሎሚ ዕለት ድማ ካብ ቅድመ ስሩዕ ክሳብ 12 ክፍሊ ዘለዉ ተምሃሮ ምዝገባ እናካየደ ከምዝወዓሉ ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ኡጋንዳ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኡጋንዳ ኣቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኡጋንዳ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሄነሪ ኦኬሎ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ምብፀሐን ተገሊፁ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት÷ ክልቲአን ሃገራት ተረባሕነተን መሰረት ብዝገበረ መልክዑ ብሓባር ክሰርሓ ኢየን፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሚኒስትር ዲኤታ…