Fana: At a Speed of Life!

ኣብ እዋን ለውጢ 170 ቢሊየን ብር ዝነበረ ኣታዊ መንግስቲ ኣብዚ ዓመት 1 ትሪሊየን ብር ትፅቢት ይግበር -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ለውጢ 170 ቢሊየን ብር ዝነበረ ኣታዊ መንግስቲ ኣብዚ ዓመት 1 ትሪሊየን ብር ትፅቢት ይግበር ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፤ ኣብ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ…

2017 ዓ.ም ይከኣል ኢዩ ተባሂሎም ዘይተሓሰቡ ጉዳያት ዝተወገኑሉ ናይ ዓወት ዓመት ነይሩ – ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) 2017 ዓ.ም ይከኣል ኢዩ ተባሂሎም ዘይተሓሰቡ ጉዳያት ዝተወገኑሉ ናይ ዓወት ዓመት ነይሩ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5 ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ…

ኬቨን ዴብሩይን ንዊሕ እዋን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂየማዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ናፖሊ ኬቨን ዴብሩይን ኣብ ጭዋዳኡ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንነዊሕ እዋን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ፡፡ እቲ ተፃዋታይ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ጋንትኡ ናፖሊ ንኢንተር ሚላን 3 ን 1 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ፍፁም ቅላዕ ኣብ…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሓደሽቲ ኣተውቲ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተፈላለያ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብመሰረት ምደባ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሓደሽቲ ኣተውቲ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሮም። ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ 2017 ዓ.ም ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም ናብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ መእተዊ ነጥቢ ዘምፅኡን…

ኢትዮጵያ ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ማይ ትርጉም ዘለዎም ስራሕቲ ትሰርሕ ኣላ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ሃፍቲ ማይ ብዝምልከት ትርጉም ዘለዎም ስራሕቲ ትሰርሕ ኣላ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ 2ይ ቅነ ማይን ኢነርጂን ኢዩ። ኢትዮጵያ…

ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ፡፡ ካብ 11 ጥቅምቲ ጀሚሩ እናተኻየደ ዝፀንሐ ምልኣተ ጉባኤ ብዛዕባ እታ ቤተ ክርስቲያን መንፈሳዊ፣ ዕቤት ማሕበራዊን ቁጠባዊ ሃፍቲን፣…

ቼልሲ ኣብ ሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ብሰንደርላንድ ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 9ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ብሰንደርላንድ 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ዝተፃወታ ክልቲአን ጋንታታት ቼልሲ ብኣሌሃንድሮ ጋርናቾ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር ኢሲዶርን ታልቢን…

ሲዳማ ቡና ንሃዋሳ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንሃዋሳ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ዝተገበረ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ሲዳማ ቡና ያሬድ ባዬህ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ቅድም ክብል…

ኣብ ዝቕፅል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ልምዓት ኣቮካዶ ብፍሉይ ትኹረት ክስራሕ ኢዩ – ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 15፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ቀፃሊ ብፍሉይ ትኹረት ካብ ሞንጎ ዝስረሐሎም ሓደ ልምዓት ኣቮካዶ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ፡፡ ንዝቕፅሉ 15 ዓመታት ዝፀንሕ ብሄራዊ ፕሮግራም ልምዓት ኣቮካዶ መርሃ ግብሪ መብሰሪ ሎሚ…

ራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ንዜጋታት ምቹው ሜላ ናብራ እናፈጠረ ይርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሐ ልምዓት ኮሪደር ነታ ከተማ ተወሳኺ ምስሊን ፅባቐን ሂቡ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልግና ብምዃን…