ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ሓዊሱ ዝተለያ ሃገራት ዲፕሎማሰኛታተን ካብ ሱዳን የውፃኣ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሓዊሱ ዝተለያ ሃገራት ዲፕሎማሰኛታተን ካብ ሱዳን ካርቱም ከውፅኣ ጀሚረን። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካጆ ባይደን÷ ኣብ ሱዳን ካርቱም ዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታትን ስድረኦምን ሎሚ ነታ ሃገር ለቒቖም ከምዝወፅኡ ገሊፆም፡፡ እቶም ዲፕሎማሰኛታት ጦር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዝፀንሐ ርክበን ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት…
ስፓርት ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ኣልማዝ ኣያናን ዝሳተፉሉ ማራቶን ለንደን ዝቕፅል ሰንበት ካካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓበይቲ ኣትሌታት ዝነሓንሑሉ ማራቶን ለንደን 2023 ዝቕፅል ሰንበት 15 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር ብደቂ ተባዕትዮ ቀነኒሳ በቀለ ዝካፈል እንትኸውን÷ ክዕወቱ ኢዮም ዝብል ግምት ካብ ሞንጎ ዝተውሃቦም ሓደ ኢዩ፡፡ ቀነኒሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 21 ቢሊየን ብር ድጎማ ዝተገበረሉ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንሓረስቶት ብተመጣጣኒ ዋጋ ንኽቐርብ ቁፅፅር ከምዝግበር ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስቲ 21 ቢሊየን ብር ድጎማ ዝተገበረሉ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንሓረስቶት ብተመጣጣኒ ዋጋ ንኽቐርብ ኣድላዪ ቁፅፅር ከምዝግበር ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙዩኒኬሽንን ኣይተ ከበደ ላቀው፥ ንዘበነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ምንቅስቓስ ንግዲ ክቕፅል ንምግባር ተጓዓዢ ባዛር ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ምንቅስቓስ ንግዲ ክቕፅል ንምግባር ተጓዓዢ ባዛርን ፓናል ዘተን ክጅመር ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ተጓዓዚ ባዛርን ፓናል ዘተን “ምንቅስቓስ ንግዲ ሰላም ትግራይ ንዞባዊ ሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ክካየድ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብ ዘጋጥም ድርቂ ብዘላቒ ንምፅዋር ዘኽእሉ ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ተደጋጋሚ ድርቂ ኣብ ዘጋጥሞም ከባቢታት ብዘላቒነት ድርቂ ንምፅዋር ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ቢሮ ሰበኽ ሳግም እቲ ክልል ኣፍሊጡ። መርሃ ግብሪ መጀመሪ፥ ፕሮጀክት ድሕንነት ምግቢን ስርዓተ ምግቢን ቀርኒ ኣፍሪካ (ብሪፎንስ)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ አሕመድ ኣብ ቢሾፍቱ ስራሕቲ ትሩፋት ሌማት ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ስራሕቲ ትሩፋት ሌማት ተዓዚቦም። ኣብቲ ዑደት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ቀዳማዊ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ከምዝተረኸቡ ካብ ቢሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣመራርሓታት ማእኸል ታሪኽ፣ ሓድጊን ትምህርቲን ፀለምቲ ህዝቢታት ኣፍሪካን ካሪቢያን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣመራርሓታት ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ዝነብሩ ዓለም ለኸ ሙሁራን ማእኸል ታሪኽ፣ ሓድጊን ትምህርቲን ፀለምቲ ህዝቢታት ኣፍሪካን ካሪቢያን ተዛቲየን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምበላላ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምበላላ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብኣቆፃፅራ ኣያንቱታት ሲዳማ ሓዱሽ ዓመት ዝብሰረሉ በዓል እንትኸውን÷ ሎሚ ዕለት ድማ ምፍናው ዝኣረገ ዓመት ዝግበረላ ዕለት ኢያ፡፡ ኣኽበርቲ እቲ በዓል ቡርሳሜ ዝተብሃለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን2 ኩባንያታት ፍቓድ ዝለዓለ ደረጃ ምፍራይ ደለል ወርቂ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ንክልተ ኩባንያታት ፍቓድ ዝለዓለ ደረጃ ምፍራይ ደለል ወርቂ ተዋሂቡ። ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ን መካየድቲ ስራሕ እቶም ኩባኒያታትን ነቲ ስምምዕነት ፍቓድ ፈሪሞምዎ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ…