Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ዘላቒ ሽቶታት ልምዓት ተፈፃሚ ንምግባር ዘለዋ ቆራፅነት ተናኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቒ ሽቶታት ልምዓት ተፈፃሚ ንምግባር ዘለዋ ቆራፅነት ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ መተሓባበሪት ሰብኣዊ ሓገዝን ረዚደንስን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገሊፀን። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍጹም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ መተሓባበሪት ሰብኣዊ ሓገዝን…

ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንመኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ገንዘብ ምግባር ይቕፅሉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንፕሮጀክት መኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ገንዘብ ምግባር ይቕፅሉ ኣለዉ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ 9ይ ዙር ፕሮጀክት ገበታ ንወለዶ ሓገዝ ዝገበሩ ዝርዝር ትካላትን ውልቀ ሰባትን ዕላዊ ገይሩ፡፡ ሓገዝ ዝገበሩ…

ሳዲዮ ማኔ 350 ሺሕ ዩሮ ገንዘባዊ ቅፅዓት ተመሓላሊፉዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ሊቨርፑል ሳዲዮ ማኔ 350 ሺሕ ዩሮ ገንዘባዊ ቅፅዓት ከምዝተመሓላለፎ ጋንታ ባየርሙኒክ ኣፍሊጣ፡፡ ማኔ ናይ ጋንታ መሓዝኡ ንዝኾነ ሌሮይ ሳኔ ኣብ መቐየሪ ክዳን  ክፍሉ ብጉስጢት ብምድብዳቡ ኢዩ እቲ ገንዘባዊ ቅፅዓት…

መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ እናተሃነፁ ዝርከቡ ሜጋ ፕሮጀክታት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ከተማ እናተሃነፁ ኣብ ዝርከቡ ሜጋ ፕሮጀክታት ዑደት ገይሮም። ካብ ሞንጎ ዑደት ዝተገበረሎም ሜጋ ፕሮጀክታት፥ ኣብ ኮልፌ እናተሃነፀ ዝርከብ ሪፈራል ሆስፒታል ኮልፌ ሓደ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…

ንዓቕመ ደካማታት ዝሓስብ – “ዘካ ተልፊጥር”

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ እዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ማሕበረሰብ ሙስሊም ፆም ረመዳን ዝፈትሐሉ በዓል “ዒድ ኣልፈጥር” ከኽብር ኢዩ፡፡ “ዒድ ኣልፈጥር” “ዒድ ኣልፈጥር” ኣብ ዓመት ሓደ ግዘ ድሕሪ ናይ ሓደ ወርሒ ፆም ዝርከብ ካብ ብሕትነት ንላዕሊ ሓድነት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሰላም ህዝቢ ብምርግጋፅ ህዝቢ ሰላም ብምርግጋፅ ገፁ ናብ ልምዓት ንኸዝውር ምግባር ከምዝግባእ ኣገንዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሰላም መሰረት ኩሉ ሰናይ ከም ምዃኑ መጠን፤ ብዘይሰላም ልምዓት ዘይሕሰብ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ምስ ነበርቲ ከተማ ነቀምቴ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ፥ “ህዝቢና ሰላሙ…

ኮካ ኮላ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንቱ ምስፋሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ በደቡብ ኣፍሪካ ሙክታር ከድር ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባኒያ ኮካ ኮላ ኣብ ኣፍሪካ ጃኩዬስ ቨርሜለን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኩባኒያ ኮካ ኮላ ኣብ ኢትዮጵያ እናሳለጦም ዝርከብ ስራሕቲ ኢንቨስትመንት ትኹረት ከምዝገበሩ…

መድረኽ ዘተ ኮሚቴታት ኢኮኖሚ ሚኒስቴር ገንዘብን ኤምባሲ ፈረንሳይን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ መድረኽ ዘተ ኮሚቴታት ኢኮኖሚ ሚኒስቴር ገንዘብን ኤምባሲ ፈረንሳይን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያ ፋይናንስ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን፣ ሰብ መዚን ተወከልቲ ኩባኒያታት ፈረነስይን እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡ ኩባኒያታት…

ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ናብ ከተማ ነቀምት ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ንጉሆ ናብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ከተማ ነቀምት ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ናብ ከተማ ነቀምት እንትኣትዉ፥ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ኣቦታት ሃይማኖት፥ ኣመራርሓታትን ካልኦት ክፋላት ሕብረተሰብን ድሙቕ…

ሓይሊታት ሱዳን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ብምጥሓስ ውግእ ከምዝቐፀሉ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተዋጋእቲ ሓይሊታት ሱዳን ን24 ሰዓት ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ገይሮም ይንበሩ እምበር ውግእ እናቐፀሉ ከምዝርከቡ ተገሊፁ። ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኢድ ብምእታው ምስ ኣሸማገሎምን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ምስፈፀሙን፤ ድሕሪ ሒደት ሰዓታት ኲናት…