ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ መተኣኻኸቢ ሓሳባት ኣማራፂ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ መተኣኻኸቢ ሓሳባት ኣማራፂ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ÷ ምስ ሲቪል ማሕበራት፣ መራኸብቲ ሓፋሽን ትካላት ዴሞክራን እናተኻየደ ከምዝኾነ ተሓሩ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ ካብ ዝተኻየደ መድረኽ መጀመሪ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ‹‹ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ሆርቲ ፍሎራ ኢትዮጵያ›› ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 90 ዕምበባ፣ ኣትክቲን ፍረምረን ከምኡ እውን እፀ ጣዕሚ ኣፍረይቲ፣ ለኣኽቲን ዝተፈላለዩ ትካላትን ዘሳተፈ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ሓላፊ ኣገልግሎት ፕሮሞሽንን ኢንፎርሜሽንን ማሕበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ልዕሊ 100 ንዝኾኑ ኢትዮጵያዊያን ተምሃሮ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ልዕሊ 100 ንዝኾኑ ኢትዮጵያዊያን ተምሃሮ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃና÷ እቲ ዕድል ዝረኸቡ ተምሃሮ ተማሂሮም ንሃገሮምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሶማሊያ ተመዛቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ንዘኣተዉ 100 ሺሕ ዝኾኑ ስደተኛታት ሓገዝ ይግበር ኣሎ – ኤጀንሲ ሰራሕተኛታት ውሕመ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያ ጎንፂ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ሶማሊያ ተመዛቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ንዘኣተዉ 100 ሺሕ ዝኾኑ ስደተኛታት ሓገዝ እናተገበረ ምዃኑ ኤጀንሲ ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገሊፁ። እቶመወ ስደተኛትት ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ሰሙናት ካብጎንፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ልምዓት ኢነርጂ ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ጉጅለ ኢነርጂ ቻይና ሉ ዢያንግ ኣብ ጉዳይ ኢንቨስትመንት ኢነርጂ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኩባኒያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዓወታት ልምዓታ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራ ውሕመ ኣካፊላ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘመዝገበቶም ዓወታት ልምዓት ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣካፊላ፡፡ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ኣብ ኳታር ዶሃ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብን ኣብ ዕቤት ዝርከባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ዙር ስልጠና ወለንታውያን መናእሰይ 4 መጋቢት ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻድሻይ 6ዙር ስልጠና ወለንታውያን መናእሰይ 4 መጋቢት 2015 ዓ.ም ከምዝጅመር ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደኣ÷ ኣብቲ ስልጠና ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 15 ሺሕ ወለንታውያን መናእሰይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ቦንጋ ዘህነፀኦ ፋብሪካ ባኒ መሪቐን ከፊተን Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ቦንጋ ዘህነፀኦ ፋብሪካ ባኒ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን። እቲ ፋብሪ ኣብ 2 ነጥቢ 4 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ እንትኸውን÷ ኣብ መዓልቲ 300 ሺሕ ባኒ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ፓኪስታን ኣብ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 70 ጉጅለ ልኡኻት ኢንቨስትመንትን ንግዲን ፓኪስታን ኣብ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ÷ ነቲ ጉጅለ ልኡኽ እዋናዊ ምንቅስቓስ እቲ ፓርክ ዝምልከት ገለፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋውንዴሽን “ኢዱኬሽን ኣበቭ ኦል” ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ፕሮጀክታት ትምህርቲ ብምድጋፍ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምኽክር ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን “ኢዱኬሽን ኣበቭ ኦል” ኳታርን መንግስቲ ፌዴራልን ኣብ ኢትዮጵያ ፕሮጀክታት ትምህርቲ ብምድጋፍ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምኽክር ተኻይዱ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ÷ ምስ ዋና ፈፃሚ…