Fana: At a Speed of Life!

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ጎንደር ዝሃነፆ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ጎንደር ዝሃነፆ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለን ሚኒስትር ስራሕን…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ 2ይ ዙር 157 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ልዕሊ 2 ቢሊየን ብርን ሰብኣዊ ሓገዝ ተኸፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ኣብ ካልኣይ ዙር ልዕሊ 157 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ኣብ መበል 44 ሻምፒዮና ሃገር ኣቋፂ ዓለም ንዝተሳተፈት ጉጅለ ኣትሌቲክስ መበረታተዒ ሽልማት ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 44 ሻምፒዮና ሃገር ኣቋፂ ዓለም ንዝተሳተፈት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበረታተዒ ሽልማት ተገይሩላ። እቲ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ፥ ካብ ዓለም 2 ወርቂ፣ 7 ብሩርን  1 ነሓስን ብድምር 10 ሜዳሊያታት ብምርካብ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ…

ኣብ ዶብ ቱርኪን ሶሪያን ሓዱሽ ርዕደ መሬት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዶብ ቱርኪን ሶሪያን ሓዱሽ ከቢድ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣጋጢሙ። ኣብ ቱርኪ ግዝኣት ሃታይ ብሬክተር ስኬል 6 ነጥቢ 4ን 5 ነጥቢ 8 ዝተዓቀነ ሓዱሽ ርዕደ መሬት ከምዘጋጠመ ተሓቢሩ። ብምኅንያት እቲ ርዕደ መሬት፥ ክሳብ ሕዚ ሓሙሽተ ሰባት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ትካላት እምነት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 21 ለካቲት 2015 ዓ.ም ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ትካላት እምነት ከምዝካየድ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዕላማ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ሞንጎ ኣቢያተ እምነት ዘሎ ምትሕብባር ምጥንኻር፣ ኣብ ሞንጎ ኣመንቲ…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣንቀሳቐስቲ ኢንተርፕራይዝ ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣንቀሳቐስቲ ኢንተርፕራይዝ ዝህቦ ራብዓይ ዙር ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም 4 ሺሕ ሰልጠንቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዕሊ ዝተጀመረ እቲ ስልጣና፥ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ 57 ከተማታት ዝርከባ…

ኣፍሪካ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምግታእ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ዓለም ለኸ ማሕረሰብ ብገንዘብ ክሕግዝ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣፍሪካ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምግታእ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ዓለም ለኸ ማሕረሰብ ብገንዘብ ንኽሕግዝ ፀዊዖም፡፡ ኣይተ ደመቀ መኮንን ንምልከቶም ዓለም ለኸ ተዋሳእቲ ኣካላት…

ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንዘሳልጦም ተግባራት ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም ምስ ሓላፊት ቢሮ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዚያኮንዋ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኣፈፃፅሐ ሓፈሻዊ ስምምዕነት ሰላም ኣድሂቦም ተመያይጦም። ኣብ ስራሕቲ ከይዲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኤግዚቢሽን ገልፍ ፉድ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤግዚቢሽን ገልፍ ፉድ ትሳተፍ ኣላ። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላን ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ካሳሁን ጎፌን ኣብ መኽፈቲ እቲ ኤግዚቪሽን…

ራብዓይ ዙር ስልጠና ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዙር ስልጠና ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልቲታት ከምዝወሃብ ተገሊፁ። እቲ ባንኪ፥ ብምትሕብባር ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣንቀሳቐስቲ ዝወሃብ ራብዓይ ዙር ስልጠና…