ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ልዕሊ 9 ነጥቢ 5 ሚሊየን እንስሳ ዘቤት ብምኽንያት ድርቂ ሞይተን – ውሕመ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሶማሊያን ኬንያን ብዘጋጠመ ድርቂ ብውሕዱ 9 ነጥቢ 5 ሚሊየን እንስሳ ዘቤት ከምዝሞታ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
ኣብ ሓሙሽተ ወቕቲታት ዝናብ ማይ ዘይምውቅዑ ስዒቡ ብዘጋጠመ ድርቂ÷ ኣብቲ ዞባ ኣብ…