Fana: At a Speed of Life!

ኣውቶቡሳት ሸገር ባስ ንመምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ኣገልግሎት ንኽህባ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣውቶቡሳት ሸገር ባስ ንመምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ኣገልግሎት ንኽህባ ተወሲኑ። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘላለም ሙላቱ፣ ሓላፊ ቢሮ ትራንስፖርት እቲ ምምሕዳር ኣይተ ምትኩ ኣማረ፣ ዋና ዳይሬክተር…

ኣብ ዞባ መተከል ስምምዕነት ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ዳንጉር ኣብ ኣርባዕተ ጣቢያታት እናተንቀሳቐሱ ምስ ዝነበሩ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ስምምዕነት ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ። ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሓላፊ ስነ ልቦና ክፍሊ ሜካናይዝድ ሻለቃ መስፍን ኣስራት÷ መንግስቲ ዝሃቦ ኣማራፂ ሰላም…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። ኣብ ቱርክን ሶሪያን ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ክሳብ ሕዚ 35 ሺሕ ዜጋታ ህይወቶም…

ሩሲያ “ንፈተውቲ” ሃገራት ነዳዲ ትልእኸሉ ኣንፈት ከምትቕይር ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ “ንፈተውቲ” ሃገራት ነዳዲ ትልእኸሉ ኣንፈት ከምትቕይር ምክትል ቀዳማ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣሌክሳንደር ኖቫክ ተዛሪቦም። ሩሲያ ኣብዚ ዓመት ዘለዋ ፍርያት ዘይቲን ነዳዲን “ፈተውቲ” ንዝበለተን ሃገራት ንምልኣኽን ሓፈሻዊ ቀረብ ድማ ካብ 75…

ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም። ብፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ንግዲ ጅቡቲ የሱፍ ሙሳ ዳዋሌህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ÷ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ቂሊንጦን ቦሌ ለሚን ዑደት…

ኣብ ቀረብን ስርዓት ምሕደራ መሬት ከተማን መንበሪ ኣባይቲ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ መንፈቕ ዓመት ኣብ ቀረብን ስርዓት ምሕደራ መሬት ከተማን መንበሪ ኣባይቲ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን÷ ብመንግስቲ፣ ሪል-ስቴት፣ ብውልቀን ማሕበራትን…

ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ፅባሕ ብኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ፅባሕ ብኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ሎሚ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብቲ ኣኼባ ኢትዮጵያ ብምክትል ቀዳማይ…

ባንኪ ዓለም መንግስት ንዝሰርሖም ተግባራት ልምዓት ዝገብሮ ሓገዝ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ባንኪ ዓለም ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሉ ተግባራት ብምፍላይ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም፡፡ እተን ሚኒትር÷ ባንኪ ዓለም ኣብ ልምዓት…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዘይዝኾነ ፀገም ፀፅታ ንኽዛዘም ዘተኣማምን ምድላው ተገይሩ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዘይዝኾነ ፀገም ፀፅታ ንኽዛዘም ዘተኣማምን ምድላው ተገይሩ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምክትል ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ ከምዝገለፁዎ÷ ጉባኤ መራሕቲ…

ሚኒስትራት ጉዳያ ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያ ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ መበል 42 ጉባኤ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያ ጆፍሪ ኦኒያማ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ÷ ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር…