Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኮሚሽን ስደተኛታት ውሕመን ብሓባር ኣብ ዝስርሑዎም ጉዳያት ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕሕቡራት መንግስታትን ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝርከቡ ስደተኛታትን ተመዛበልቲን ብዝምልከት ብሓባር ተስማዕሚዖም። ምክትል ቀዳማ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ኮሚሽን…

ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝገብሮ ሓገዝ ክቕፅል ኢየ – ፋኦ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ ምስ ተወካሊ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣብ ኢትዮጵያ ፋራይ ዚሞድዚ ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ግርማ…

ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ካብ ዘድሊ 255 ሺሕ ኪሎ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ እናቐረበ ዝርከብ 68 ሺሕ ኪሎ ዋት ጥራሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ካብ ዘድሊ 255 ሺሕ ኪሎ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ እናቐረበ ዝርከብ 68 ሺሕ ኪሎ ዋት ጥራሕ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ቀረብ ሓይሊ ዘለዉ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ምስ መዳርግቲ ኣካላት…

ዶ/ር ኢዮብ ተካልኝ ምስ ሓላፊ ግምጃ ቤት ፈረንሳይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ ምስ ላዕለዋይ ሓላፊ ግምጃ ቤት መንግስቲ ፈረንሳይ ኢማኑኤል ሞሊን ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስተር ዴኤታ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፈረንሳይ ምስ ዝገበሩዎ ዑደት ስራሕ ጎድና ጎድኒ ምስ ሓላፊ ግምጃ ቤት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣውሮፓ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኾምን ኣብ ኣውሮፓ ዝገበሩዎ ዕዉት ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣውሮፓ ዝነበሮም ፃንሒት÷ ምስ ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣብ ፓሪስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ማክሮን ኣብ ፓሪስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ፓሪስ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣውሮፓ ዝገብሩዎ ዑደት ካብ ጣሊያንን ማልታን ቀፂሉ ፈረንሳይ ፓሪስ ኣቲዮም። ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘውፅኡዎ…

ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝቕፅል ቀዳማ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ መበል 12 ሰሙን ተስተኻኻሊ መርሃ ግብሪ  ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝቕፅል ቀዳም ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክካየድ ኢዩ። ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 2015 ዓ.ም÷ ካብ ዝተቛረፀሉ መበል 12…

ኣርባዕተ ፋብሪካታት ሽኮር ልዕሊ 506 ሺሕ ኩንታል ሽኮር ከምዘፍረያ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ፋብሪካታት ሽኮር 506 ሺሕን 121 ኩንታል ሽኮር ከምዘፍረያ ግሩፕ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡፁ። እቲ ፍርያት ንሕብረተሰብ እናተኸፋፈለ ከምዝኾነ ዋና ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ተሳትፎን እቲ ግሩፕ ረታ ደመቀ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ልዕሊ 876 ሚሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝውዕል ልዕሊ 876 ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ሃይሉ ኣብርሃም ከምዝገለፁዎ÷…

ብ1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዝህነፅ ህንፃ ሓፈሻዊ መምርሒ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን እምነ ኹርናዕ ህንፀት ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዝህነፅ ህንፃ ሓፈሻዊ መምርሒ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን እምነ ኹርናዕ ህንፀት ተነቢሩ። እቲ ህንፃ ኣብ ውሽጢ 400 መዓልቲታት ከምዝዛዘም ዝተሓበረ እንትኸውን÷ ሎሚ መዓልቲ እምነኹርናዕ ናይ ምንባርን ስነ-ስርዓት ክታም…