Fana: At a Speed of Life!

ኣርባዕተ ፋብሪካታት ሽኮር ልዕሊ 506 ሺሕ ኩንታል ሽኮር ከምዘፍረያ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ፋብሪካታት ሽኮር 506 ሺሕን 121 ኩንታል ሽኮር ከምዘፍረያ ግሩፕ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡፁ። እቲ ፍርያት ንሕብረተሰብ እናተኸፋፈለ ከምዝኾነ ዋና ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ተሳትፎን እቲ ግሩፕ ረታ ደመቀ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ልዕሊ 876 ሚሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝውዕል ልዕሊ 876 ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ሃይሉ ኣብርሃም ከምዝገለፁዎ÷…

ብ1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዝህነፅ ህንፃ ሓፈሻዊ መምርሒ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን እምነ ኹርናዕ ህንፀት ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዝህነፅ ህንፃ ሓፈሻዊ መምርሒ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን እምነ ኹርናዕ ህንፀት ተነቢሩ። እቲ ህንፃ ኣብ ውሽጢ 400 መዓልቲታት ከምዝዛዘም ዝተሓበረ እንትኸውን÷ ሎሚ መዓልቲ እምነኹርናዕ ናይ ምንባርን ስነ-ስርዓት ክታም…

ቱርኪ ሎሚ እውን ብኻሊእ ራዕዲ መሬት ተወቒዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ሎሚ እውን 5 ነጥቢ 7 ሬክተር ስኬል ብዝተመዝገበ ኻሊእ ምንቅጥቃጥ መሬት ተወቒዓ። እቲ ናይ ሎሚ ወጋሕታ ሓደጋ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል እታ ሃገር ዘጋጠመ ኢዩ፡፡ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ዘጋጠሙ ሓደጋታት ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 5 ሺሕ ሰባት…

ኢትዮጵያን ቻይናን ንሓገዝ ህፁፅ ምግቢ ዝውዕል ስምምዕነት 161 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ንሓገዝ ህፁፅ ምግቢ ዝውዕል ስምምዕነት 161 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ሰመሪታ ሰዋስውን ኣብ ኤምባ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣማኻሪ ንግዲን ኢኮኖሚን ንግ ዪሃንግ ከቲሞምዎ። እቲ ሓገዝ…

1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሊትሮ ዘዝኸውን ዘይት ንሕብረተሰብ ተኸፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ልምዓት እታወታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ካብ ጅቡቲ ዝገዝኦ ፓልም ዘይቲ ብልዒ ናብ ሃገር ኣጓዓዒዙ ንሕብረተሰብ እናከፋፈለ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሊትሮ ዘዝኸውን ዘይት ንሕብረተሰብ ከምዝተኸፋፈለን ሕዚ እውን…

ኣይተ ማሞ ምህረቱን ዶ/ር እዮብ ተካልኝን ምስ ሚኒስትር ንግዲ ፈረንሳይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱን ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካልኝን ምስ ሚኒስትር ንግዲ ፈረንሳይ ኦሊቪየር ቤችት ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ዘሎ ምትሕብባር ንግዲ ምጥንኻር ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣልያን ጆርጂያ ሜሎኒ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣልያን ጆርጂያ ሜሎኒ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ትኹረት ገይሮም ከምዝተመያየጡ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…

ልዕሊ 900 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 933 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ክሳብ ሕዚ ብዝተገበረ ዜጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ ቁፅሮም 39 ሺሕን 382 ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ምምላስ…

ምሕዝነት ኢትዮጵያን ጣልያንን ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ጣልያንን ንብዙሓት ዘበናት ዝፀንሐን ውፅኢታዊ ዝኾነ ምሕዝነት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ጣሊያን ሮም ምእታዎም ይዝከር። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…