ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ድርቂን ጎንፂን ዝተጎድኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝድግፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ኢንተግሬትድ ዴቨሎፕመንት ፈያ (ኤፍ ኣይ ዲ ኦ) ብምኽንያት ድርቂን ጎንፂን ዝተጎድኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝድግፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ትካል ንሓደ ዓመት ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ሶማሊያን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ፤ ብድርቂ ሕፅረት ምግቢ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ፎረም ሚኒትራት ጉዳያት ዞባዊ ፍልሰት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ራብዓይ ፎረም ሚኒትራት ጉዳያት ፍልሰት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ማሓዙትን መዳርግቲን ኣካላት ከምኡ እውን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣምባሳደራት ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትማሊ ምሸት ኣብ ኮልፌ ድሕሪት ዕዳጋ እፎይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 42 ሹቓት ንግዲ ዓኒዮም Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ሰዓ 2፡20 ኣብ ኣዲ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 10 ከባቢ ድሕሪት ኮልፌ ዕዳጋ እፎይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 42 ሹቓት ንግዲ ከምዝዓነዉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ገሊፁ። እቲ ሓደጋ ንምቁፅፃር 15…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ናይ መጀመርታ ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኣሜሪካ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኣሜሪካን ግቢ ኣብ ዝርከብ ናይ መጀመርታ ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኣሜሪካ ዑደት ገይሮም። ኣብ ኣሜሪካን ግቢ ኣብ ዝርከብ ናይ መጀመርታ ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኣሜሪካ፥ ፊታውራሪ ሃብተጊዮርጊስ ዲነግዴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 331 ሚሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባራ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ንኢትዮጵያ ልዕሊ 331 ሚሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ዕላዊ ገይሮም። ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ከምዝሓሮ፥ እቲ ሓገዝ በቲ ሚኒስቴር ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ብስወራ ግብሪ በቢዓመቱ ካብ 40 ክሳብ 60 ቢሊየን ዶላር ከምትስእን ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ብምኽንያት ስወራ ግብሪ በቢዓመቱ ካብ 40 ክሳብ 60 ቢሊየን ዶላር ከምትስእን ምክትል ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካን በዓልቲ ሞያ ቁጠባዊ ሃፍቲን ሃናን ሞርሲ ገሊፀን። ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ስጋኣት ዝኾኑ ሕማማት ንምክልኻል ርብርብ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት የድሊ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ እዋናዊ ስጋኣት ዝኾኑ ሕማማት ንምክልኻል ርብርብ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ከምዘድሊ ተገሊፁ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ቤት ትምህርቲ ጥዕና ሕብረተሰብ መምህር መምህር ዶክተር ሚርጊሳ ካባ ከምዝገለፁዎ፥ ጥዕና ማሕበረሰብ ምስ እንስሳት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳናይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ዲፕሎማሲያዊ ጉዳያትን ብዕምቆት ተመያይጦም፡፡ ዝፀንሐ ክልተኣዊ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ንፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂን ፒንግ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሺ ጂን ፒንግ ንሳልሳይ ግዘ ፕሬዚዳንት ቻይና ብምዃንብምምራፆም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ መልእኽቶም÷ “ሺ ጂን ፒንግ ዳግም ፕሬዚዳንት ቻይና ብምዃን ብምምራፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ውፅኢታዊነት ኢንቨስትመንት ኣብ ምድንፋዕ ትኹረት ብምግባር ንጭቡጥ ምዕባለ ክሰርሓ ይግባእ – ኣይተ ኣህመድ ሺዴ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ማእኸላይ ዘበን (2016-2018) ምስ በጀት 5ይ ዙር ፕሮግራም ኣጠዓዒምካ ምኻድ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ዝተሰናደአን ኣብ ምትግባር ዝርከብን ትልሚ…