ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሽመታት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሽመታት ኣፅዲቑ። እቶም ሽመታት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤ እናተኻየደ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ኢዩ፡፡ ብመሰረት እዚ፡- ዶክተር ጀማሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ኣብ ልዕሊ ዝተወሰኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝተፈፀመ ሓፈሻዊ ጉባኤ ከይገብሩ ምኽልካልን ምእሳርን ብገበን ከምዘቕፅዕ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብዚ ቅንያት ኣካላት ፀፅታ ኣብ ልዕሊ ዝተወሰኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝፈፀሙዎ ሓፈሻዊ ጉባኤ ከይገብሩ ምኽልካልን ምእሳርን ብገበን ከምዘቕፅዕ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ኣብ ልዕሊ ፓርቲታት እናትን ባልደራስ ሓፈሻዊ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ኩዋላላፑር ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ከምዝገብር ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ኩዋላላፑር ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ንምግባር ቅድመ ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር፥ ካብ 16 መጋቢት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ከተማ ኩዋላላፑር ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ከምዝገብር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ትካል በይነ መንግስታት ልምዓት ብምባርቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ኣቦ መንበር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ልምዓት፣ ስራሕቲ ህንፀት ዴሞክራሲን መሰል ጉዳያትን ትኹረት ብምግባር ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ልምዓት፣ ስራሕቲ ህንፀት ዴሞክራሲን መሰል ጉዳያትን ትኹረት ብምግባር ከምዝተዛተያ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 55 ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ኢኮኖሚ ልምዓትን ፕላንን ውሕመ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 55 ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ኢኮኖሚ ልምዓትን ፕላንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ብብርኪ ሰብ ሞያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። እቲ ኣኼባ፥ “ዳግመ ህንፀት ኣፍሪካን ለውጢ ብምቅልጣፍን ዘይምጥዕዓምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ሚኒስትራት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ጉዳይ ዞባዊ ፍልሰት ኣብ ስርዓተ ፆታን ተሳትፎ ዳያስፖራን ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ፎረም ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ምብራቕ ኣፍሪካን ሚኒስትራት ጉዳይ ዞባዊ ፍልሰት ስራሕቲ ጉጅለ ቴክኒካል ኣብ ስርዓተ ፆታን ተሳትፎ ዳያስፖራን ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሃገራት ኣብ ስርዓተ ፆታን ተሳትፎ ዳያስፖራን ዘሳለጠኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም። ኣብ እዋን ዘተኦም ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ትኹረት ብምግባር ከምዝዘተዩ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንቶኒ ብሊንከን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብዘይሕጋዊ ዝውውር ዶላርን ካልኦት ገበናትን ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሉ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብዘይሕጋዊ ዝውውር ዶላርን ካልኦት ገበናትን ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2 መጋቢት 2015 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ኦፕሬሽን ብዝውውር…