Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ክእለት ካልኣይ ምዕራፍ ሓርበኝነት ጀሚራ ኣላ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ክእለት ካልኣይ ምዕራፍ ሓርበኝነት ከምዝጀመረት ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡ 4ይ ሃገር ለኸ ውድድር ኢትዮ ክእለት "ብሩሃት ኣእምሮ ብክእለት ዝበቕዑ ዜጋታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 27…

ዓቕሚ መምህራን ብምህናፅ ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ምንቅስቓስ ይግበር ኣሎ – ብርሀኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ደረጃ ኣቢያተ ትምህርቲ ብምምሕያሽን ዓቕሚ መምህራን ብምህናፅን ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዘኽእል ምንቅስቓስ እናገበረት ምዃና ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሀኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ሚኒስቴር ትምህርቲ፣ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን…

ተለዓልቲ ልምዓት ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደርን ዳግመ ምልማዕን ዘደንቕ ምትሕብባር ገይሮም ኢዮም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተለዓልቲ ልምዓት ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደርን ዳግመ ምልማዕን ዘደንቕ ምትሕብባር ከምዝገበሩ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ኣኼባኡ የካይድ ኣሎ።…

ብልሓት ዝተመልኦ ኣካይዳ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወጥሪ ከምዝሃድአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲን ህዝቢ ትግራይን ኣብቲ ክልል ተፈጢሩ ንዝነበረ ወጥሪ ዝሃቡዎ ብልሓት ዝተመልኦ ምላሽ ኣንፀላሊዩ ዝነበረ ከይዲ ጎንፂ ክተርፍ ከምዝገበሮ ተገሊፁ፡፡ መንግስቲ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሰላማዊ ስግግር ስልጣን ንኽግበር ዘርአዮ ፃዕሪ…

ኣብ ውድድር ስፖርት ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብውርወራ ጦር ስዒሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ኣብ ውድድር ስፖርት ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብደቂ ኣንስትዮ ውርወራ ጦር 1ይ ን 2ይን ብምውፃእ ተዓዋቲ ኮይኑ። ኣብቲ ውድድር ፖሊስ ኬኒያ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ። ብውርወራ ጦር ደቂ ተባዕትዮ…

ኢትዮጵያ ብዙሓት ልምዲታት ዝረኸበትሉ ጉባኤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትምህርቲ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ 2025 ኢትዮጵያ ብዙሓት ልምዲታት ዝረኸበትሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ንኣብነት እውን ኣብ ውፅኢታት ቴክኖሎጂ ቋንቋ መፍትሒ ኣፍን ንትምህርቲ ዝሕግዙ ትሕዝቶታትን ብኸመይ ምስንዳእ ከምዝግባእ ልምዲ…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ናይተይ ሕቶ እውን ኢዩ ዝብል ትውልዲ ክፍጠር ከምዘለዎ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ ባሕሪ ንመንግስቲ ጥራሕ ዝግደፍ ስለዘይኮነ ናይተይ ሕቶ እውን ኢዩ ዝብል ትውልዲን መተኣኻኸቢ ያታን ምፍጣር ከምዝግባእ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዘዘራረቦም ምሁራን ኣገንዚቦም፡፡ ነዚ ድማ ኣብቲ ጉዳይ መተኣኻኸቢ ያታ ምድጣር ከምዝግባእ ዝገለፁ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ማዕቐፍ ብሪክስ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ንኩለመዳይ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት እተን ሃገራት ኣፅንኦት ብመሃብ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ትኹረት ገይሮም፡፡…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኮምቦልቻ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኮምቦልቻ ኣቲዮም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ ማእኸል ኢንዱስትሪ ሃገርና ናብ ዝኾነት ከተማ ኮምቦልቻ ኣቲና” ኢሎም።…

ኣዋጅ ጥዕናን ድሕንነትን እንስሳት ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 27 ስሩዕ ኣኼባ ኣዋጅ ጥዕናን ድሕንነትን እንስሳት ብምምርማር ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ኣዋጅ ናብ ሃገር ዝኣትዉን ካብ ሃገር ዝወፅኡን እንስሳትን ፍርያታት እንስሳትን ሕጊን ኣሰራርሓን ትካል ጥዕና ዓለም…