ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈትን ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ፈረንሳይ ከባቢ 01 ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ሎሚ በዶ ÷ “ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ወፍሪ ሓምለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ኣብ ክልል ዓፋር ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ኣብ ክልል ዓፋር ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ እናተሰፉ ይርከቡ፡፡ #ሓምለዋይኣሰር #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰሮም የንብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰሮም የንብሩ ኣለዉ። እቲ ሰራዊት ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ብምስላጥ ኢትዮጵያ ናብ ቀደም ሓምለዋይነታ ናይ ምምላስ ፃውዒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ተኸላ ፈልሲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ምትካል ተጀሚሩ። ኣብቲ ክፍለ ከተማ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቅሊንጦ ሓዊሱ ኣብ 12 ወረዳታት ዝተመረፁ ቦታታት መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ እናተሳለጠ ይርከብ።…
ስፓርት ሉሲታ ንቻድ መዘነኦም ኣብ መልሲ ፀወታ ስዒረን Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ንቻድ መዘነኣ ብመልሲ ፀወታ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ኣብ ቀዳማይ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ 2024 ደቂ ኣንስትዮ ኩዕሾ እግሪ÷ ሃገራዊት ጋንታ ደቂኣንስትዮ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ቻድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ፅባሕ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 3 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ፅባሕ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 3 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን እቲ ቢሮ ኣይተ ተስፋይ ተኽለሃይማኖት÷ ኣብ ሓንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ኣብ ዝተትሓዘ ትልሚ ንምስታፍ ናብ ድሬዳዋ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ዝምራሕ ልኡኽ ሓለፍቲ ስራሕን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ኣብ ዝተትሓዘ ትልሚ ንምስታፍ ናብ ድሬዳዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሕና ኢትዮጵያውያን ካብ ዘለና ፀገም ክንወፅእ ንኽእል ንባብ ልክዕ ከም ሓምለዋይ ኣሰር መዓልታዊ እንትንገብር ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕና ኢትዮጵያውያን ካብ ዘለና ፀገም ክንወፅእ ንኽእል ንባብ ልክዕ ከም ሓምለዋይ ኣሰር መዓልታዊ እንትንገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። “መፃሕፍቲ ናይ ህይወት ዘበን ኣዕርኽቲ ኢዮም” ክብሉ እውን እቶም ቀዳማይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ንብኽለት ኣየር ዓለም ልዑል ብፅሒት ዝሕዛ ኣሜሪካን ቻይናን ብዛዕባ ክሌማዊ ለውጢ ክዝትያ ኢየን Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዓለም ፅዕንቶ ብምዕራፍ ልዑል ብፅሒት ዝሕዛ ኣሜሪካን ቻይናን ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ጠሚተን ከምዝዝትያ ተገሊፁ፡፡ ልኡኽ ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ምስ ቻይና መዘነኦም ዢ ዤንዋ ንምዝታይ ሎሚ ናብ ቻይና ከመዘምርሑ ኤ ኤፍ ፒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሽመት ትሽዓተ ኤጲስ ቆጶሳት ኣሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሽመት ትሽዓተ ኤጲስ ቆጶሳት ኣሳሊጡ። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገረ ስብከታት ዝምደቡ ትሽዓተ ኤጲስ ቆጶሳት ኢዮም ተሾይሞም። ሽመት እቶም ኤጲስ ቆጶሳት÷ ብመሪሕነት ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን…