ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣቦ መንበርነት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ካብ ኬንያ ተረኪባ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣቦ መንበርነት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ካብ ኬንያ መዘነኦም ተረኪቦም፡፡ ኣኼባ ሚኒስትራት ገንዘብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ እናተኻየደ እንትኸውን÷ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝተሰርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸለ ምፍፃም ልኡኽቶ ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ኣብ ምክልኻል ልዑል ግደ እናተዋፅአ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸለ ምፍፃም ልኡኽቶ ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም /ሮክ/ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ብሓባር ኣብ ምክልኻልን ምምካትን ልዑል ግደ እናተዋፅአ ከምዝኾነ ኢንተር ፖል ገሊፁ። ኣባል ሮክ ዝኾነት ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ገበን ፈፂሞም ዝተሰወሩ ገበነኛታት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ዓወት ዓድዋ እንትኽበር ዘይተገበአ ተግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ ኣካላት ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ዓወት ዓድዋ እንትኽበር ዘይተገበአ ተግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ ኣካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝተወሰነን ካልኦት ስራሕቲ ምርመራ እናተገበሩ ከምዝኾኑን ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመዛበሉ ህፃናት ንምጥያሽ ዝኸውን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ፣ ትካ መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ)ን መሓዙቶምን ኣብ ኢትዮጵያ ብጎንፂን ዝተፈላለዩ ምኽንያታትን ንዝተመዛበሉ ህፃናት ዝጣየሹሉ ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሮም፡፡ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ክልላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ምክትል ከንቲባ ከተማ ቹንቾን ደቡብ ኮሪያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ምክትል ከንቲባ ከተማ ቹንቾን ደቡብ ኮሪያ ሊ ቻንግ ዎ ተዛቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ከምዝሓረኦ÷ እቲ ዘተ ን19 ዓመታት ዝዘለቐ ምሕዝነት ከተማታት ኣዲስ ኣበባን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓመት ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ዝዝከር ዘይኮነስ ናይ 365 መዓልቲታት ስራሕ ክኸውን ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ 2015 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን ድማ÷ “ኣብ መላእ ሃገርናን ወፃኢ ሃገርን ትርከባ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ እንኳዕ ንመዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ኣብ ቦረና ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋር እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ኣብ ቦረና ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋር ብመንግስቲ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት÷ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ፣ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ፣ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 66 ኢትዮጵያውያን ስደተታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)66 ኢትዮጵያውያን ስደተታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታትን መንግስቲ ጅቡቲን ብምትሕብባር ኢዩ እቶም ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ገይሩ፡፡ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባር ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ማዕቐፍ ምትሕብባር ለውጢ ንብረት ኣየር ዝፃወር ሕርሻን ዘፈር ማይን ትኹርት ዝገበረ ዘተ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ÷ ቀፃሊ ትልሚ ልምዓት ኢትዮጵያን መፃኢ ትዕዝብቲን ከምኡ እውን ኣብ ቀፃሊ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ማእኸል ምምሕዳር ዞባዊ ሰራሕተኛታት ኣፍሪካ ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 49 ጉባኤ ማእኸል ምምሕዳር ዞባዊ ሰራሕተኛታት ኣፍሪካ ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መደረ ዘስምዑ ሚኒስትር ዲኤታ ስራሕን ክእለትን ኣሰግድ ጌታቸው÷ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምሕደራ…