ቴክኖሎጂ ቻይና “ኣዚዮም ኣድለይቲ” ኣብ ዝኾኑ ፈጠራታት ቴክኖሎጅ ብቕድሚት እናመርሐት ምዃና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ዘፈር ድሕንነት እንዓምበቡ ብዝመፅኡን “ኣዚዮም ኣድለይቲ” ኣብ ዝኾኑ ፈጠራታት ቴክኖሎጂን ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን እናመርሐት ከምትርከብ ተገሊፁ። ኢኒስቲትዩት ስትራቴጂያዊ ፖሊሲ ኣውስትራሊያ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ መፅናዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕድጊት ነዳዲ ሙሉእ ብሙሉእ ብኤሌክትሮኒክስ ስርዓት ክፍሊት ምፍፃም ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድጊት ነዳዲ ሙሉእ ብሙሉእ ብኤሌክትሮኒክስ ስርዓት ክፍሊት ምፍፃም ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝጅመር ተገሊፁ። ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ሚኒስቴር ንግድዲን ዞባዊ ምትእስሳርን እቲ ስርዓት ክፍሊት ዝጅመረሉ ሓፈሻዊ ከይዲ ኣመልኪቶም ብሓባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲ መዓድን ብግቡእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ቅድሚት ተዋሂቡዎ እናተሰርሐ ይርከብ – ኢ/ር ሃብታሙ ተገኝ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ መዓድን ብግቡእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ቅድሚት ተዋሂቡዎ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ሃብታሙ ተገኝ ገሊፆም። ኢንጂር ሃብታሙ፣ ሚኒስትር ዴኤታ መዓድን ሚሊዮን ማቴዎስን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኡሞድ ኡጁሉን ኣብ ወረዳ…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ሳፋሪኮም ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ከቲሞም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ዲጂታል ኣሰራርሓታት ንምስፋሕን ንምጥንኻርን ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ምስ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ከምዝተፈራረመ ገሊፁ። እቲ ምምዕነት፥ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖን ዋና መካየዲ ስራሕ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ኣንዋር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ካዛኪስታንን ሰርቢያን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ካዛኪስታንን ሰርቢያን ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብሄራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብሄራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ይዛተዩ ኣለው። እቲ ዘተ ሓፈሻዊ ኩነታትን ምንቅስቓስን ኢኮኖሚ ሀገር ንምግምጋም ዝዓለመ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝዓሰለ ኣንፃራዊ ሰለም ናብ ስሩዕ ስራሕና ክንምለስ ገይሩና – ሓረስቶት ትግራይ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝዓሰለ ኣንፃራዊ ሰለም ናብ ስሩዕ ስራሕና ክምለሱ ከምዝገበሮም ሓረስቶት ትግራይ ገሊፆም። ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ሓረስቶት ናብ ሰላም ዝተገበረ ስግግር ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይናን ህንዲ ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ህንዲ ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ከምዝተስማዕማዓ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ክልቲአን ሃገራት ኣፍሊጦም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ቂን ጋንግን ናይ ህንዲ መዘነኦም ሱራህማንያም ጃይሻንካርን ኣብ ህንዲ ኒው ደልሂ ዝተኻየደ ኣብ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ሰናይ ምምሕዳርን ብልሹዋት ኣሰራርሓታትን ይፈትሕ ዝተብሃለ ሓበሬታ ዝወሃበሉ ሴፍትዌር ዕላዊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገማት ሰናይ ምምሕዳርን ብልሹዋት ኣሰራርሓታትን ይፈትሕ ኢዩ ዝተብሃለ ሓበሬታ ዝወሃበሉ ሴፍትዌር ምድንፍዑ ምሕደራ ድሕንነት ሓሬታን ኢንፎርሜሽንን ኣፍሊጡ። ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ዝተገበረ ሶፍትዌር÷ ዜጋታት ኣብ ትካላት ኣገልግሎት ንምርካብ ከይዶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ኢትዮጵያ ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሽሪ ሮበርት ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ኣክሊሉ÷ ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ኢትዮጵያ ተዋፊሮም ዝፀንሐ ምሕዝነት ክልቲአን…