ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተደጋጋሚ ገበን ክፍፅሙ ዝነበሩ ውልቀሰባትን ገበን ዝፍፀመሎም ከባቢታትን ብዝተገበረ ስራሕ ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ሲዳማ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቶም ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ሲዳማ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ጠሚቶም ይዛተዩ ኣለዉ። አፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን መበገሲ መዛተዪ ሓሳባት ኣቕሪቦም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ህንዲ ዝተኻየደ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ 1ይ ክሳብ 8ይ ደረጃ ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን፡፡ ኣትሌት ኣንቺኣለም ሃይማኖት 2…
ስፓርት ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ሎሚ መዓልቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣሜሪካ ዝካየድ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ። ተዓዋቲት ሰለስተ ሜዳሊያ ወርቂ ኦሊምፒክን ሓሙሽተ ሜዳሊያ ኣትሌቲክስ ዓለምን ዝኾነት ኣትሌት ጥሩነሽ፥ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኔፓል ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ ህይወት 40 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸላይ ኔፓል ብሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ብውሑዱ 40 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ እታ ኣውሮፕላን፥ 72 መንገደኛታት ኣሳፊራ ካብ ከተማ ካትማንዱ ናብ ፖክሃራ እናበረረት ዝነበረት ኣውሮፕላን መገዲ አየር የቲ ከምዝኾነት ተገሊሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ስካይላይት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ÷ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኦፍ ኣፍሪካን ኣትሌቲክስ ሃማድ ካልካባ ማልቡም፣ ፕሬዚዳንት ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካን ፕሬዝዳንት ኣትሌቲክስን ጀነራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሎም ቦታታት ዝርከቡ ክፋላት ሕረተሰብ ኣጋይሽ ብኢትዮጵያዊ ጨዋነት ከተኣናግዱ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሎም ቦታታት ዝርከቡ ክፋላት ሕረተሰብ ኣጋይሽ ብኢትዮጵያዊ ጨዋነት ከተኣናግዱ ሚኒስቴር ቱሪዝም ፃውዒት ኣቕሪቡ። በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ። ብድምቀት ዝኽበር በዓል ከምዝኾነ ሓበሬታ ሚኒስቴር ቱሪዝም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራት ኣብ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝኾነ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ኣምባሳደራት፤ እቲ ፕሮጀክት ዝርከበሉ ደረጃ ተዘዋዊሮም ዝተዓዘቡ እንትኾኑ÷ ከይዲ ህንፀቱ ዝምልከት መብርሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣተገባባራ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ኣብ ዝነኣድ ብርኪ ከምዝርከብ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣተገባባራ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ኣብ ዝነኣድ ብርኪ ከምዝርከብ ተሓቢሩ፡፡ መንግስቲ ፌደራል ብመሰረት ዝኣተዎ ውዕሊ ሰላም በረራታት ናብ ክልል ትግራይ ምጅማሮምን ህወሓት ዕጥቂ ምፍታሕ ምጅማሩን ከም ፅቡቕ ጅማሮ ዝረአ ከምዝኾነ ኮማንደር ገብረመስቀል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ሃገራት ሰምምዕነት ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ሰላማ ተረጋጊፁ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘለዋ ሓላፍነት ክትዋፃእ ዘኽእላ ከምዝኾነ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣፍሪካ ፣ እስያን ኣውሮፓን ሰምምዕነት ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ሰላማ ተረጋጊፁ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘለዋ ሓላፍነት ክትዋፃእ ዘኽእላ ከምዝኾነ ገሊፀን። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ፣ ዞባዊን…