ምትሕብባር ቻይና – ኣፍሪካ ኣብ ማዕርነትን ሓበራዊ ተረባሕነትን መሰረት ዝገበረ ኢዩ – ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንው ፔንግ ተኪኦም ቅድሚ ሓደ ወርሒ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብምዃን ዝተሾሙ ችን ጋንግ ፈላማይ ዑደቶም ኣብ ኣፍሪካ እናገበሩ እንትኾኑ ኢትዮጵያን ፈላመይቲ ሃገር ዑደቶም ገይሮም።
ትማሊ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እቶም ሚኒስትር÷ ምስ ቀዳማይ ሚኒትር ፌዴሪኢ…