ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣርባዕተ ውሳነታት ኣሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ፡፡ ውሳነታት መበል 17 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት፦ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ዝተዛተየ…
ቴክኖሎጂ መፍረያይነት ስራሕቲ ማእለማ ብልዕሊ 300 ሚኢታዊ ዘዕበየ ቴክኖሎጂ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ማእለማ ክቃለል ብምግባር መፍረያይነት ብልዕሊ 300 ሚኢታዊ ክዓቢ ዝገበረ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሰርሕ ኣውቶማቲክ ማሽን ማእለማ ብደቂ ሃገር ተሰሪሑ ኣብ ረብሓ ውዒሉ። እቲ ቴክኖሎጂው ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝርከብ ‹ሚርካ ኢንጂነሪንግ ናይ…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ልዕሊ 258 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ – ሚኒስቴር እቶት Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ብሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ልዕሊ 258 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣፍሊጠን። ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሸውዓተ ኣዋርሕን ኣብ ዝተረፉ ኣዋርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋርን ዜጋታት ንምድሓንን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ግድኡ ክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋርን ዜጋታት ንምድሓንን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ግድኡ ንኽዋፃእ መንግስቲ እቲ ክልል ፀዊዑ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣወሉ ኣብዲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ድርቂ ብብርኪ ዓለም ለኸ ፈተና እናኾነ…
ስፓርት ቀዳማይ ሻምፒዮና ኘሮጀክታት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 15 ክሳብ 19 ለካቲት 2015 ዓ.ም ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ስታዲየም እናተኻየደ ዝፀንሐ ቀዳማይ ሻምፒዮና ኘሮጀክታት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። ኣብቲ ውድድር÷ ክልል ኦሮሚያ ብምዕዋት ተሸላሚት ፅዋዕ ኮይና፡፡ ክልል ኣምሓራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ኣፈ-ጉባኤ ኣቢያተ ምኽሪ ክልላትን ኣብ ህንዲ ዝገበሩዎ ልውውጥ ልምዲ ዲፕሎማሲ ፓርላማ ዘጠናኸረ ኢዩ –… Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ኣፈ-ጉባኤ ኣቢያተ ምኽሪ ክልላትን ኣብ ህንዲ ዝገበሩዎ ልውውጥ ልምዲ ዲፕሎማሲ ፓርላማ ዘጠናኸረ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ብሓጋዚ ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወክልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሓጋዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ተረባሕነት ሕብረተሰብ ብዘረጋግፅ መልክዑ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ተረባሕነት ሕብረተሰብ ብዘረጋግፅን ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ብዝሕግዝን መልክዑ ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስ ገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዞባ ቦረና 102 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 102 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ 100 ሚሊየን ብር ኣብታ ከተማ ካብ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ብምትሕብባር ዝተረኸበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕላዊ መርሃ ግብሪ ምጅማር ስራሕ ከተማ ሸገር ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ መርሃ ግብሪ ምጅማር ስራሕ ከተማ ሸገር ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን ተረኺቦም፡፡ ከተማ ሸገር፥ ሽዱሽተ ከተማታት ናብ ሓደ ብምጥማር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለና ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና – ሚኒስትር ገንዘብ ቻይ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ተቐራሪባ ምስራሕ ከምትቕፅልን ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳራ ብዝበለፀ ከምተጠናኽርን ሚኒስትር ገንዘብ እታ ሃገር ሊዩ ኩን ገሊፆም፡፡ ብሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ቻይና ሊዩ…