Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማይ ብፍትሓዊነት ንተጠቀምቲ ንምብፃሕ እናሰርሐት ከምዝኾነት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማይ ብፍትሓዊነት ንተጠቀምቲ ንምብፃሕ እናሰርሐት ምዃና ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ገሊፆም። ብኣሰናዳእነት ትካል ምግቢን ሕርሻን ውድብ ሕቡራት መንግስታት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ…

ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ፕሮጄክት ዜሮ ዜሮ ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝስራሕ ሙዚየም ፕሮጄክት ዜሮ ዜሮ ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ፕሮጄክት ሙዚየም ዜሮ ዜሮ ዓድዋ ኣብ 3 ነጥቢ 3 ሄክታር መሬት ዝዓረፈን በዓል ሓሙሽተ ደብሪን ፕሮጀክት እንትኸውን፥ ዓወት ዓድዋ፣…

ዓውዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ተንቀሳቓ ኤግዚቢሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተዘሓሓለ ዓውዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ተንቀሳቓ ኤግዚቢሽን ተኸፊቱ። "ሓድጊታትና ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ሃገርና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኸፈተ እቲ ኤግዚቢሽን፥ በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያን ቢሮ ባህሊ፣ ሓድጊን ቱሪዝምን ክልል…

ዕላዊ ምስረታ ከተማ ሸገር ኣመልኪቱ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ምስረታ ከተማ ሸገር ኣመልኪቱ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክለልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ፣ ከንቲባ ከተማ ሸገር ተሾመ ኣዱኛ፣ ላዕለዎት…

ቻይና ኲናት ሩሲያ – ዩክሬን ብሰላም ብምፍታሕ ዕርቂ ንኽወርድ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዩክሬን ኣፅዋራት ምልኣኽ ሳላም ኣየምፅእን፤ እኳ ደኣስ ሞስኮ ኪየቭን ተዘራሪበን ፀገመን ብሰላም ክፈትሓ ይግባእ ክትብል ቻይና ሓቲታ፡፡ ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ሓደ ዓመት ምድፋኑ ስዒቡ፥ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ነተን ሃገራ…

መድረኽ ዘተ መበል 29 ጉሚ በለል ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ መበል 29 ጉሚ በለል “ዓድዋ ሓድነት፣ ጅግንነትን ናፅነትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ሓዊሱ ካልኦት ተሳተፍቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ንመዛተዪ ዝኸውን መበገሲ ፅሑፍ ቀሪቡ።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክልተ ዓውዲታት ሽልማት ‘ማእኸል ልህቀት ስታት ትሬድ ታይምስ ካርጎ’ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት “ናይዚ ዓመት ብሉፅ ኣገልግሎት ወሃቢ ካርጎን ኣፍሪካ”ን “ካብ ኣፍሪካ ብሉፅ ብራንድ ካርጎ ኣውሮፕላን እዚ ዓመት”ን ብዝብሉ ክልተ ዓውዲታት ሽልማት ማእኸል ልህቀት ስታት ትሬድ ታይምስ ካርጎ ከምዝተዓወተ ኣፍሊጡ። እቲ…

3 ማእኸላት መውሃቢ ሕክምና ካንሰር ኣብ ውሽጢ  1 ዓመት ናብ ስሥራሕ ንኸኣትዉ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላት መውሃቢ ሕክምና ካንሰር መቐለ፣ ጎንደርን ሃዋሳ  ካብ 6 ወርሒ ክሳብ ሓደ ዓመት ኣብ ዘሎ ግዘ ኣገልግሎት ምሃብ ንኽጅምራ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣማኻሪ ምቁፅፃር ሕማም ካንሰር ዶክተር ኩኑዝ ዓብደላ…

ትኹረቱ ኣብ ፓን አፍሪካኒዝም ዝገበረ መድረኽ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካን ዝተሰናደአን ኣብ ፓን አፍሪካኒዝም ትኹረት ዝገበረን መድረኽ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ብምርካብ መደረ ዝገበሩ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃና፥ ዩኒቨርሲቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰራሕተኛታት ወዲቖም ህይወቶም ምሕላፉ ስዒቡ ፍቓድ ምህናፅ እቲ ህንፃ ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ ዝነበረ ህንፃ ሰለስተ ሰራሕተኛታት ወዲቖም ህይወቶም ምሕላፉ ስዒቡ ሎሚ ፍቓድ ህንፀት እቲ ህንፃ ተኣጊዱ፡፡ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ወረዳ 5 ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ ዝነበረ ህንፃ ሰልስተ…